እንቛዕ ብደሓም መጻእኹም ናብ ናይ ኤርትራ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተ ክርስቲያን ርእሰ ኣድባራት ጽርሃ ኣርያም ቅድስቲ ድንግል ማርያም ኦስሎ ኖርወይ

Welcome to the Eritrean St.mary coptic tewahdo orthodox church Oslo Norway

5fba8cc7510289c09b3114799628b574
ቅድስት
“ኣነቅዱስእየ እሞቅዱሳት ኩኑ!” ይብለና ኣብ ምትዕርራይ ስለዘሎና ኣብቀጻሊ ኣስፍሕ ኣቢልና ከነቕርቦ ኢና
ዘወረደ ( 1ይ ሰሙን ጾም)
ዘወረደ ( 1ይ ሰሙን ጾም)
ዘ ወረደ፡ ርሑስ ምጅማር ፡ ናይ በረኸት ጾም ይግበረልና!! ዝወረደ መን’ዩ፧ ካበይ፧ ንምንታይ…..ወሪዱ: ዘ ወረደ፡ ርሑስ ምጅማር ፡ ናይ በረኸት ጾም ይግበረልና!! ዝወረደ መን’ዩ፧ ካበይ፧...
2bbab47c8c31c7a4e85d94412334a66b
ጾመ ነነዌ
ርሑስ ጾም ይግበረልና!! ሰኑይ 26/02/2024 ክሳዕ ሩቡዕ 28/02/2024 18 ለካቲት2016 ክሳዕ ረቡዕ 28 ለካቲት 2016 ሰለስተ መዓልቲ ጾም እዩ፡ ጾመ ነነዌ ዓቢ ትምህርቲ ንክርስትያንን ንኹሉ...
FB_IMG_1675004459953
ኣስቶርዕዮታ ለማርያም
በረኸታ ናይ ድንግል ማርያም ድንግል ወላዲተ ኣምላክ የካፍለና!!
4994f404ad0a9febfc861297901ae93b
ቃና ዘገሊላ
ዮሃንስ 2፡ 1 – 12 1: ኣብታ ሳልሰይቲ መዓልቲ ኸኣ ኣብ ቃና ናይ ገሊላ መርዓ ዀነ፡ ኣደ ኢየሱስ’ውን ኣብኡ ነበረት። 2: ኢየሱስ ምስ ደቀ መዛሙርቱ...
20220126_091806
ናብ በዓለ ጥምቀቱ እንቛዕ ብሰላም ኣብጸሓና!!
ርሑስ በዓለ ጥምቀት ይግበረልና!  ጎይታናን ኣምላኽናን መድሓኒናን ኢየሱስ ክርስቶስ ኣብ መበል 30 ዓመቱ ዝተጠመቐ ንዓና ንድሕነትና እምበር፡ እታ ብጥምቀት እንረኽባ ውሉድነት እግዚኣብሔር ንኽቕበል፡ ወይ ዝኣመነን...
Loading more posts

Please use your valid username or email to login.

This website uses cookies to ensure you get the best experience on our website.