እንቛዕ ብደሓም መጻእኹም ናብ ናይ ኤርትራ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተ ክርስቲያን ርእሰ ኣድባራት ጽርሃ ኣርያም ቅድስቲ ድንግል ማርያም ኦስሎ ኖርወይ

Archive Published post contents

ቃና ዘገሊላ

ዮሃንስ 2፡ 1 – 12 1: ኣብታ ሳልሰይቲ መዓልቲ ኸኣ ኣብ ቃና ናይ ገሊላ መርዓ ዀነ፡ ኣደ ኢየሱስ’ውን ኣብኡ ነበረት። 2: ኢየሱስ ምስ ደቀ መዛሙርቱ

ኣብዚ ተወሳኺ ኣብብ »

ግርዘት ( ግዝረት) 6 ጥሪ

ርሑስ በዓለ ግርዘት ( ግዝረት ) ይግበረልና! ጎይታናን ኣምላኽናን መድሓኒናን ኢየሱስ ክርስቶስ ንሕጊ ክፍጽሞም እምበር ክስዕሮም ኣይመጻእኩን ከም ዝበለ ብ 6 ጥሪ ኣብ ሻምናይ መዓልቲ

ኣብዚ ተወሳኺ ኣብብ »

7 ጥሪ

በረኸቶም ናይ ኣጋዕዝተ ዐለም ሥላሴ ኣይፈለየና!! ዘፍጥረት 11 1:” ምድሪ ብዘላ ብሓደ ቛንቋን ብሓደ ንግግርን ነበረት። 2: ኰነ ድማ፡ ንምብራቕ ኣቢሎም ምስ ተጓዕዙ፡ ኣብ ምድሪ

ኣብዚ ተወሳኺ ኣብብ »

ሉቃስ 10-11: እቲ መልኣኽ ድማ፡ እንሆ፡ ሎሚ መድሓኒ ኣብ ዓዲ ዳዊት ተወሊድልኩም ስለ ዘሎ፡ – ንሱ ኸኣ ክርስቶስ ጐይታ እዩ፡ – ንዅሉ ህዝቢ ዚኸውን ዓብዪ ሓጐስ ኤበስረኩም አሎኹ እሞ፡ ኣይትፍርሁ።

ማቴዎስ 1፡18 – 25 18: ልደት ኢየሱስ ክርስቶስ ከምዚ እዩ፡ ኣዲኡ ማርያም ንዮሴፍ ተሐጽያ ኸላ፡ ከይተራኸቡ፡ ብመንፈስ ቅዱስ ጠኒሳ ተረኽበት። 19: ዮሴፍ ሕጹያ፡ ጻድቕ ሰብኣይ

ኣብዚ ተወሳኺ ኣብብ »

Eritrean St.mary coptic tewahdo orthodox church Oslo Norway

This website uses cookies to ensure you get the best experience on our website.