16 ነሓሰ ዕርገት ስጋ ናይ ኣዴና
ቅድስት ድንግል ማርያም።
እንቛዕ ጾምና ብሰላም ኣፈጸመና!!
ከምኡውን ናይ ሊቀ ሰማእት ቅዱስ ጊዮርጊስ
ስጋኡ ካብ ፋርስ ናብ ሃገሩ ልዳ ዝግዓዘሉ
መዓልቲ እዩ በረኸቶም ምስኩልና ይኹን!!