በረኸቱን ጸጋ ረድኤቱን ምስ ኩልና ይኹን !!
ዮሃንስ 14 ፡ 1 – 14 1: ልብኹም ኣይሸበር። ብኣምላኽ እመኑ ብኣይውን እመኑ። 2: ኣብ ቤት ኣቦይ ብዙሕ ማሕደር አሎ። እቲ እንተ ዘይህሉስ፡ ምበልኩኹም ነይረ።
ግብሪ ሃዋርያት ምዕራፍ 2፡1+ፍ 1: ኣብ መበል ሓምሳ መዓልቲ ድማ ኲላቶም ሐቢሮም ብሓንሳእ ነበሩ። 2: ብድንገት ከኣ ከም
መዝሙር ዳዊት 45 ፡16 – 17 16 ፡ ህየንተ አበዊኪ ተወልዱ ለኪ ደቂቅ። ወትሠይምዮሙ መላእክተ ለኵሉ ምድር። 17: ወይዘከሩ ስመኪ በኵሉ ትውልደ ትውልድ። በእንተዝ ይገንዩ
ሉቃስ 24 ፡ 45- ፍ 45: ሽዑ ነተን ጽሑፋት ኬስተውዕልወን፡ ኣእምሮኦም ከፈተሎም እሞ፥ 46: ክርስቶስ ሓሳረ መከራ ኺጸግብ፡ ብሳልሰይቲ መዓልቲውን ካብ ምዉታት ኪትንስእ፡ 47: ብስሙ
ማቴዎስ 28፡18፡20 18: ኢየሱስ ቀሪቡ ኸምዚ ኢሉ ተዛረቦም፡ ኣብ ሰማይን ኣብ ምድርን ኵሉ ስልጣን ተዋሂቡኒ አሎ። 19-20: ስለዚ ኺዱ ንዅሎም ኣህዛብ ብስም ኣቦን ወድን መንፈስ
DONATIONS
We don’t run the church with only state/commune annual dues. Unfortunately Church need also support from members and voluntary donations. The church asking you all members and voluntary to understand this. Please use church bank account number 16078503770 OR use vipps to 501129. If any questions contact us here, thank you god bless you all.
Church service Hrs Friday 16፡00–20፡00 Sunday 06፡00–14፡00
Church location, Stansevn 6, 0975 Oslo Norway
Organisasjonsnr 987 807 7090
Copyright © 2024 Eritrean orthodox church Oslo Norway