እንቛዕ ብደሓም መጻእኹም ናብ ናይ ኤርትራ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተ ክርስቲያን ርእሰ ኣድባራት ጽርሃ ኣርያም ቅድስቲ ድንግል ማርያም ኦስሎ ኖርወይ: ቤተክርስትያን ዝኸፈተሉ ሳዓታት ዓርቢ ካብ 16-20 ሰምበት 06-14 ክፉት እዩ ብደሐን ምጹ-ምጻ

ዘመፃጒዕ ( 4ይ ሰሙን )

ዮሐንስ 5፡1-15

1: ድሕርዚ ድማ በዓል ኣይሁድ ኰነ። ኢየሱስውን ናብ ኢሩሳሌም ደየበ።

2: ኣብ ኢየሩሳሌም ኣብ ጥቓ ደገ ኣባጊዕ ከኣ፡ ብእብራይስጢ ቤት-ሄስዳ ዚብሃል፡ ሓሙሽተ ገበላ እተገብሮ ቐላይ ነበረ።

3: ኣብኡ ምንቅስቓስ እቲ ማይ ዚጽበዩ ብዙሓት ሕሙማት፡ ዕውራትን ሓንካሳትን ድኑሳትን ይድቅሱ ነበሩ።

4: እናሓንሳእ ሓደ መልኣኽ ናብታ ቐላይ ወሪዱ ነቲ ማይ የንቀሳቕሶ ነበረ እሞ፡ እቲ ቕድም ወሪዱ ኣብቲ እተንቀሳቐሰ ማይ ዝአተወ፡ ካብ ዘለዎ ሕማም ዘበለ ይሐዊ ነበረ።

5: ሰላሳን ሾሞንተን ዓመት ዝሐመመ ሰብኣይ ከኣ ኣብኣ ነበረ።

6: ኢየሱስ ድማ ነዚ ደቂሱ ምስ ረኣዮ ነዊሕ ዘመን ምሕማሙ ፈሊጡ ክትሐዊዶ ትደሊ ኢኻ፧ በሎ።

7: እቲ ሕሙም ከኣ ጐይታይ፡ እቲ ማይ ምስ ተንቀሳቐሰ ናብቲ ቐላይ ዜውርደኒ ሰብ የብለይን። ኣነ ኽሳዕ ዝመጽእ ድማ ካልእ ቀዲሙኒ ይወርድ፡ ኢሉ መለሰሉ።

8: ኢየሱስ ከኣ ተንስእ፡ ዓራትካ ኣልዕል እሞ ኪድ፡ በሎ።

ኣብዚ ተወሳኺ ኣብብ »

ሕዳር ጽዮን

በረኸታ ናይ ኣዴና ቅድስት ድንግል ማርያም ወላዲተ ኣምላክ ምስ ኩላትና ይኹን። ዳዊት 132፡ 13-16 13: እግዚኣብሄር ንጽዮን ሐርይዋ እዩ እሞ መሕደሪኡ ኽትከውን በሀጋ። 14: እዚኣ

ኣብዚ ተወሳኺ ኣብብ »

What you think about the church services, we appreciate your opinion means a lot for us, make your review now

Name *
Email *
Location *
Rating *
Your comment *

Eritrean St.mary coptic tewahdo orthodox church Oslo Norway

This website uses cookies to ensure you get the best experience on our website.