The Eritrean St.mary tewhado orthodox church Oslo Norway More info.call +4746276789 or mail to info@orthodox1.com Church is open every sunday 06:00am-14:00pm

www.orthodox1.com

     
6 ሕዳር (ደብረ ቁስቋም)
ብሰላም ናብ ደብረ ቁስቋም እንቛዕ ኣብጽሓና 
በረኸት ናይ ኣዴና ድንግል ማርያም የካፍለና!!
 
 ናይ ሎሚ ኽኣ ፍሉይ፡ ጾምና ኣብ እንውድኣሎ
 ኣብ ልዕሊ ሃገርና ዝነበረ እገዳ ዝልዓለሉን ብሓደ ኮይኑ፡
እግዚኣብሔር ይመስገን!! 
innovaeditor/assets/flighttoegyptt.jpg
Posted by on | Viewed 575 | | Printout Print