እንቛዕ ብደሓም መጻእኹም ናብ ናይ ኤርትራ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ርእሰ ኣድባራት ጽርሃ ኣርያም ቅድስቲ ድንግል ማርያም ቤተ ክርስቲያን ኦስሎ ኖርወይ. ቤተ ክርስቲያን  ዓርቢ ካብ 16-20 ሰምበት 06-14 ክፍት እዩ ብደሓን ምጹ

Welcome to the Eritrean St.mary coptic tewahdo orthodox church Oslo Norway. 

ዓርቢ ስቅለት

ሓቅነት ቅንዕቲ ሃይማኖት ብ ፍላስፋ ክግሃድ ፡ አልመክኑን ቋንቋ ግሪኽ ኮይኑ ትርጓሜኡ ኸኣ ሕቡእ ኣምላኽ ወረደ ወገኑ ኣብ ርሲ ተንሲኦም ሰቐልዎ” ማለት ዩ። ንምሉ ትሕዝቶ መጽሐፈ ስንክሳር ዘ ወርሐ 6 ጥቅምት ንመልከት። ብድኹም ዓቕምና ኽኣ ብሕጽር ዝበለ ከምዚ ዝስዕብ ይመስል፡- 

ኣብ PDF ንመልከት, PDF almknun-1

Loading

This website uses cookies to ensure you get the best experience on our website.