እንቛዕ ብደሓም መጻእኹም ናብ ናይ ኤርትራ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተ ክርስቲያን ርእሰ ኣድባራት ጽርሃ ኣርያም ቅድስቲ ድንግል ማርያም ኦስሎ ኖርወይ: ቤተክርስትያን ዝኸፈተሉ ሳዓታት ዓርቢ ካብ 16-20 ሰምበት 06-14 ክፉት እዩ ብደሐን ምጹ-ምጻ

0 likes

ግርዘት ( ግዝረት) 6 ጥሪ

ርሑስ በዓለ ግርዘት ( ግዝረት ) ይግበረልና! ጎይታናን ኣምላኽናን መድሓኒናን ኢየሱስ ክርስቶስ ንሕጊ ክፍጽሞም እምበር ክስዕሮም ኣይመጻእኩን ከም ዝበለ ብ 6 ጥሪ ኣብ ሻምናይ መዓልቲ ገዛራይ ክገርዞ ተዳለወ ገይታ ግን ቅድሚ እታ መዓልቲ ደም ብዘይምፍሳስ ክትገርዘኒ ትኽእል ዲኻ ክብል ሓተቶ! ቃል ወዲ 8 መዓልቲ ዝሰምዐ ገዛራይ ሰንቢዱ መላጸኡ ደርበየ፡ ብተኣምር ከኣ ብዘይ ምፍሳስ ደም ግዝረት ተፈጸመ!!   ደም ጎይታ ንድሕነት ኩሉ ዓለም ዝፈሰሉ ዓርቢ 27 መጋቢት ኣብ ቀራንዮ እዩ፡ ቅድሚ እታ መዓልቲ ዝበላ ኸኣ  ን ዓርቢ 27 መጋቢት እዩ፡ ግዝረት ግን ሕጊ ዘልኣለም ምስ ኣብርሃም ዝኣተዎ ቃልኪፋን ስለዝኾነ እቲ ሰን ዝኾነ ጎይታ ፈጺምዎ፡ ስለዝኾነ ኸኣ ኩሉ ውሉደ ጥምቀት ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ኣብ ሻምናይ መዓልቱ ይግረዝ፡ በንጻሩ እቶም ወገን ኢስማዒል ዝኾኑ ኣብ መበል 13 ዓመቶም ይግዘሩ፡ ኣቦና ኣብርሃም ክግዘር እንከሎ ወዲ 99 ዓመት ነበረ ኢስማዒል ወዱኸኣ ወዲ 13 ዓመት ባሮቱ ኸኣ ከከም ዕድሚኦም ያዕቆብ ምስ ተወለደ ኸኣ ኣብ 8ይ መዓልቱ ገረዝዎ።
”ዘፍጥረት 17 ፡ 9: ኣምላኽ ድማ ንኣብርሃም በሎ፡ ንስኻ ኸኣ ኪዳነይ ክትሕሉ ኢኻ፡ ንስኻን ብድሕሬኻውን ዘርእኻ ኣብ ወለዶኦም ትሕልዉ።
10: እቲ ኣብ መንጎይን ኣብ መንጎኻን፡ ብድሕሬኻ ድማ ኣብ ዘርእኻ ዘሎ እሞ ንስኻትኩም እትሕልዉዎ ኺዳን እዚ እዩ፡ ኣባኻትኩም ተባዕታይ ዘበለ ዂሉ ይገዘር።
11: ስጋ ዕልቦኹም ግዘሩ፡ እዚ ድማ ነቲ ኣብ መንጎይን መንጎኹምን ዘሎ ኺዳን ምልክት ኪኸውን እዩ።
12: ኣባኻትኩም ወዲ ሾሞንተ መዓልቲ ተባዕታይ ዘበለ ዂሉ፡ ኣብ ወለዶኹም፡ ኣብ ቤት እተወልደን ካብ ማንም፡ ካብ ዘርእኻ ዘይኰነ ወዲ ጓና ብገንዘብ እተዓደገን ይገዘር።
13: ኣብ ቤትካ እተወልደን ብገንዘብካ እተዓደገን ብግዲ ይገዘር። ኪዳነይ ኣብ ስጋኹም ኪዳን ዘለኣለም ኪኸውን እዩ።
14: ዘይተገዝረ ተባዕታይ፡ ስጋ ዕልቦኡ ዘይተገዝረ፡ እታ ነፍሲ እቲኣ ኺዳነይ ኣፍሪሳ እያ እሞ፡ ካብ ህዝባ ኽትምንቈስ እያ”።   ኣብዚ ግዜ ብዛዕባ ግዝረት ከምዘየድሊ ብዙሕ ይዝረብ መሰረቱ ግን እቲ ቃል ኪዳን ን ኣብርሃምን ንውሉዱን ዝተውሃበን እዩ፡ ውሉድ ኣብርሃም ኢና ንብል እንተ ኾይና እቲ ንውልዱ ዝተውሃበ ክንስዕብ ግቡእና እዩ፡ ኩሉ ሕጊ ግን ናብ ደምን ስጋን ጎይታናን መድሓኒናን ንምብጻሕ እዩ፡ እቶም ግዝረት ኣየድልን ዝብሉ ንደምን ስጋን ጎይታ ከመይ ከምዝገልጽዎን ዘነኣእስዎን ምድጋም ኣየጽልን!!

this post was source by

was this post useful and relevant to you? let us know leave a comment

{{ reviewsTotal }}{{ options.labels.singularReviewCountLabel }}
{{ reviewsTotal }}{{ options.labels.pluralReviewCountLabel }}
{{ options.labels.newReviewButton }}
{{ userData.canReview.message }}

Recently published post

ጾመ ነነዌ
2bbab47c8c31c7a4e85d94412334a66b
መቃርስ ወመቃርዮስ (13 መጋቢት)
bed96803d08a3cf1ce3782d6904930c1
ዘወረደ ( 1ይ ሰሙን ጾም)1
22
ዘምኲራብ (3ይ ሰሙን)
Screenshot_20230306-174404_Gallery
ዘወረደ ( 1ይ ሰሙን)
20230219_084940
ዘቅድስት ( 2ይ ሰሙን)
20220306_072334

What you think about the church services, we appreciate your opinion means a lot for us, make your review now

Name *
Email *
Location *
Rating *
Your comment *

Eritrean St.mary coptic tewahdo orthodox church Oslo Norway

This website uses cookies to ensure you get the best experience on our website.