እንቛዕ ብደሓም መጻእኹም ናብ ናይ ኤርትራ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተ ክርስቲያን ርእሰ ኣድባራት ጽርሃ ኣርያም ቅድስቲ ድንግል ማርያም ኦስሎ ኖርወይ: ቤተክርስትያን ዝኸፈተሉ ሳዓታት ዓርቢ ካብ 16-20 ሰምበት 06-14 ክፉት እዩ ብደሐን ምጹ-ምጻ

2bbab47c8c31c7a4e85d94412334a66b
ጾመ ነነዌ

ርሑስ ጾም ይግበረልና!!

ሰኑይ 26/02/2024 ክሳዕ ሩቡዕ 28/02/2024 18 ለካቲት2016 ክሳዕ ረቡዕ 28 ለካቲት 2016 ሰለስተ መዓልቲ ጾም እዩ፡

ጾመ ነነዌ ዓቢ ትምህርቲ ንክርስትያንን ንኹሉ ከስተውዕል ዝኽእልን ዝተውሃበ ምሳሌ እዩ፡ እቲ ብ የዋህ ዝፍለጥ ዮናስ ኣብ ከብዲ ዓሳ 3 መዓልትን ሰለስተ ለይትን ከምዝገበረ ጎይታ ኸኣ ን ሰለስተ መዓልትን ለይትን ኣብ ከርሲ መቓብር ! ጾመ ነነዌ እንተ ዘይጾምካ ዓቢ ጾም (ጾመ ኣርብዓ) ኣይትጸውምን ኢኻ ዝብሉ/ላ ገለ ግጉያት ኣለዉ/ዋ! ስለምንታይ እንተበልካዮም/ን መልሲ የለን! መልሲ ግን ንጹር እዩ! ክጸሙ ስለዘይደለዩ/ያ እዩ!!

እኳ ደኣ በንጻሩ ጾመ ነነዌ እንተዘይጸምካ ዓብዪ ጾም ኣብዚሕካ ክጽወም ይግባእ!!8

ነነዌ ንኸይጠፍኡ ነቢ ዮናስ ሊእኽሎም ካብ በደሎም ምስተመለሱ ኸኣ ተማሒሮም። ሎሚኸ፧ ጾምና ንምንታይ እዩ፧ ጎይታ ካብ በደልና ንኽንምለስ ብብዙሕ መገዲ ልኡኻቱ ሊእኹ እዩ፡ ልዕሊ ኹሉ ኸኣ መጽሓፍ ቅዱስ!!      እሞ ጾምና ንምንታይ እዩ፧ ቅድም ስለ ርእስና ድሕሪኡ ስለ ወገንናን ዓለምን ክንከውን ብ ልባዊ ንስሓ ክንጸውም ይግበኣና!!

ርሑስ ምጅማር  ጾም ይግበረልና

Was this post useful and relevant to you? Let us know, your opinion means a lot to us, leave a comment

{{ reviewsTotal }}{{ options.labels.singularReviewCountLabel }}
{{ reviewsTotal }}{{ options.labels.pluralReviewCountLabel }}
{{ options.labels.newReviewButton }}
{{ userData.canReview.message }}

0 likes

this post was source by

Recently published post

2bbab47c8c31c7a4e85d94412334a66b
ጾመ ነነዌ
bed96803d08a3cf1ce3782d6904930c1
መቃርስ ወመቃርዮስ (13 መጋቢት)
22
ዘወረደ ( 1ይ ሰሙን ጾም)1
Screenshot_20230306-174404_Gallery
ዘምኲራብ (3ይ ሰሙን)
20230219_084940
ዘወረደ ( 1ይ ሰሙን)
20220306_072334
ዘቅድስት ( 2ይ ሰሙን)

Community pictures

What you think about the church services, we appreciate your opinion means a lot for us, make your review now

Name *
Email *
Location *
Rating *
Your comment *

Eritrean St.mary coptic tewahdo orthodox church Oslo Norway

This website uses cookies to ensure you get the best experience on our website.