እንቛዕ ብደሓም መጻእኹም ናብ ናይ ኤርትራ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተ ክርስቲያን ርእሰ ኣድባራት ጽርሃ ኣርያም ቅድስቲ ድንግል ማርያም ኦስሎ ኖርወይ: ቤተክርስትያን ዝኸፈተሉ ሳዓታት ዓርቢ ካብ 16-20 ሰምበት 06-14 ክፉት እዩ ብደሐን ምጹ-ምጻ

photostudio_1700776725096

0 likes

ጾመ ነቢያት

ርሑስ ጾም! ናይ በረኸትን ፍቕርን ሰላምን ይግበረልና!! ነቢያት ዝውለደሉ ግዜ ከምዝኣኸለ ተረዲኦም ጸይሞም! ንሕና ኸኣ እምነቶም እምነትና ስለዝኾነ ካብ 15 ሕዳር ክሳዕ ድሮ ምላዱ 28/ ታሕሳስ ንጸውም! እግዚኣብሔር ከኣ ውዕለት ዘይከፍል ኣምላኽ ኣይኮነን እሞ በረኸቱ የብዝሓልና!!  ብሰላም ኣብ ሰናይ ልደቱ የብጽሓና!!

Eritrean St.mary coptic tewahdo orthodox church Oslo Norway

This website uses cookies to ensure you get the best experience on our website.