እንቛዕ  ብድሓን  መጻእኩም  ናብ  ናይ  ኤርትራ  ኦርቶዶክስ  ተዋህዶ  ርእሰ  ኣድባራት  ቤተክርስቲያን  ቅድስቲ  ድንግል  ማርያም  ኦስሎ  ኖርወይ

WELCOME TO ERITREAN ST.MARY COPTIC TEWAHDO ORTHODOX CHURCH OSLO NORWAY

Church services and opening hrs 06:00 am-14:00 pm every Friday and Sunday, you're welcome to visit us

ንግደት ቅድስት ድንግል ማሪያም ኦስሎ ኖርወይ

በስመ ኣብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ ፩ ኣምላክ

ብመጀመርታ መንፈሳዊ ሰላምታና እንዳቕረብና ኣብ ዕዮኹም እግዝኣብሔር ኣምላኽ ከስልጠልኩም ወላዲት ኣምላኽን ቅዱሳንን ክደግፉኹም ንምነ። መዝሙር ዳዊት 89, 4 ዘርእኻ ንዘለአለም ከጽንዕ፣ ዝፋንካውን ንውሉድ ወለዶ ኽሀንጽ እየ።
5 ጐይታየ፣ ሰማያት ከኣ ንተኣምራትካ፣ ንእምነትካ ኣብ ማሕበር ቅዱሳን ኪውድሱ እዮም።
ዓመታዊ ክብረ በዓልን መመረቅታን ሓድሽ ህንጻ ቤተክርስትያን ቅድስት ማርያም ኦስሎ ኖርወይ ንዕለት 27-28
August 2022 ፣ ብግእዝ ድማ 21 ን 22 ነሓሴ ብኽብ ዝበለ ክብሪ ክነብዕሎ ከምፍቃድ ኣምላክ መዲብና
ስለዘለና መሳና ተሳፈቲ በረኸት ክትኮኑ ብኽብሪ ንዕድም፣

ሰዓታት መደብ ክብረ በዓልና
ዋዜማ ቀዳም 14፡00-18፡00,, ናይ ድራር ግዜ 17፡00-18፡00,, መደብ ትምህርቲ ሰንበት 18፡00-23፡00,, ማህሌት 23፡00-06፡00, ቅዳሴ 06፡00-10፡00,, ዑደትን ምህለላን 10፡00-11፡00
ኣድራሻና:- Stanseveien 6 0975 Oslo//Norway
ንዝያዳ ሓበረታ በዚ ተወከሱ: ዲ.ወልደሩፋኤል 40387061 ሙሉብርሃን 47627828
በረኸትን ረድኤትን ቅድስት ማርያም ምስ ኩላትና ይኹን።
ስብሐት ለእግዚአብሔር ወለ ወላዲቱ ድንግል ወለ መስቀሉ ክቡር።

Archive posted contents

ጾመ ነነዌ

ርሑስ ጾም ይግበረልና!! ጾመ ነነዌ ዓቢ ትምህርቲ ንኽርስትያንን ንኹሉ ከስተውዕል ዝኽእልን ዝተውሃበ ምሳሌ እዩ፡ እቲ ብ የዋህ ዝፍለጥ ዮናስ ኣብ

ርሑስ በዓለ ጥምቀት!!

ርሑስ በዓለ ጥምቀት ይግበረልና!  ጎይታናን ኣምላኽናን መድሓኒናን ኢየሱስ ክርስቶስ ኣብ መበል 30 ዓመቱ ዝተጠመቐ ንዓና ንድሕነትና እምበር፡ እታ ብጥምቀት እንረኽባ

7 ጥሪ

በረኸቶም ናይ ኣጋዕዝተ ዐለም ሥላሴ ኣይፈለየና!! ዘፍጥረት 11 1:” ምድሪ ብዘላ ብሓደ ቛንቋን ብሓደ ንግግርን ነበረት። 2: ኰነ ድማ፡ ንምብራቕ ኣቢሎም ምስ ተጓዕዙ፡ ኣብ ምድሪ

ግርዘት ( ግዝረት) 6 ጥሪ

ርሑስ በዓለ ግርዘት ( ግዝረት ) ይግበረልና! ጎይታናን ኣምላኽናን መድሓኒናን ኢየሱስ ክርስቶስ ንሕጊ ክፍጽሞም እምበር ክስዕሮም ኣይመጻእኩን ከም ዝበለ ብ 6 ጥሪ ኣብ ሻምናይ መዓልቲ

3 ታሕሳስ ባዕታ ለማርያም

3 ታሕሳስ ድንግል ወላዲተ ኣምላክ ጓል 3 ዓመት ኮይና ከም ቃል ወለዳን ሕርየት እግዚኣብሄርን ን ሙክራብ ዝኣተወትሉ ( ዝተውሃበትሉ ) መዓልቲ እዩ። በረኸታ ምስ ኩሉ

This website uses cookies to ensure you get the best experience on our website.