እንቛዕ ብድሓን መጻእኩም ናብ ርእሰ ኣድባራት ናይ ኤርትራ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተክርስትያን ቅድስቲ ማርያም ኦስሎ ኖርወይ

Welcome to Eritrean St.mary coptic tewahdo orthodox church Oslo Norway

እንቛዕ ብድሓን መጻእኩም ናብ ርእሰ ኣድባራት ናይ ኤርትራ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተክርስትያን ቅድስቲ ማርያም ኦስሎ ኖርወይ. ቤተክርስትያን ካብ ሰዓት ሹዱሽተ ንግሆ ክሳብ ሰዓት ክልተ ናይ ቀትሪ ኩሉግዝየ ዓርብን ሰልበት ክፉትዩ ብደሐን ምጹ.

Welcome to the website of the Eritrean Orthodox Tewahdo St.mary Congregation in Oslo Norway. Our congregation has existed in Norway since 1985. On this page you will find information about services in our church and other cultural and social events. Church services and opening hrs 06:00 am-14:00pm every Sunday and Friday, everyone is welcome to visit us.

Velkommen til nettstedet for den Eritreisk ortodoks Tewahdo St.mary menighet i Oslo Norge.
Vår menighet har eksistert i Norge siden 1985. På denne siden vil du finne informasjon om gudstjenester i vår kirke og andre kulturelle og sosiale arrangementer. Kirkens gudstjenester har åpen 06-14 hver Fredag og Søndag, alle er hjertelig velkommen.

ዳግማይ ትንሳኤ

በረኸት ናይ ቅዱስ ጊዮኦርጊስ የካፍለና!!  ዮሃንስ 20 ፡ 1 – 10 1: በታ ቐዳመይቲ መዓልቲ ሰሙን ግና ማርያም መግደላዊት፡ ገና ጸልማት ከሎ፡ ኣንጊሃ ናብቲ መቓብር

ትንሳኤ

ጎይታ ብሓቂ ተንሲኡ!!  ርሑስ በዓል ትንሳኤ ይግበረልና!!  

ቀዳም ስዑር፡

ቀዳም ስዑር፥ ቀዳም እንታይ እዩ ተሳዒሩ፧ 1ይ-እቲ ሓያል ኩሉ ዝኽእል ጎይታ ንሲኦል ስዒሩ። ከም ስርዓት ቅድስቲ ቤተክርስቲያን ኣብ ዓብዪ ጾም ቀዳመ ሰንበት ካብ ጥልላት ትኽልከል

ዓርቢ ስቅለት

ሓቅነት ቅንዕቲ ሃይማኖት ብ ፍላስፋ ክግሃድ ፡ ኣብ PDF ንመልከት። PDF almknun-1  

ሓሙስጽግቦ

ጎይታናን ኣምላኽናን መድሓኒናን ኢየሱስ ክርስቶስ፡ ኣብ ሓሙስ ካብ ዝኣዘዘናን ዝሰርዓልናን፡- ዮሃንስ 13 4: ካብ ድራር ተንሲኡ ኽዳውንቱ ኣንበረ፡ ዓለባ ኣልዒሉውን ተዓጥቀ። 5: ደሓር ማይ ኣብ

ሆሳእና ( 8ይ ሰሙን ጾም )

PDF ሆሳእናሆሳእና22(1) ዮሃንስ 12: 12 -19 12፡ንጽብሒቱ እቲ ንበዓል ዝመጸ ብዙሕ ህዝቢ፡ ኢየሱስ ናብ ኢየሩሳሌም ከም ዚመጽእ ሰሚዑ፡ 13: ጨናፍር ኦም ስየ ኣልዒሎም ኪቕበልዎ ወጹ።

This website uses cookies to ensure you get the best experience on our website.