
About church
SHORT HISTORY OF THE ERITREAN CHRISTIANITY KINGDOM ORTHODOX CHURCH. Eritrea, located along the southwest coast of the Red Sea, was
እንቛዕ ብድሓን መጻእኩም ናብ ናይ ኤርትራ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ርእሰ ኣድባራት ቤተክርስቲያን ቅድስቲ ድንግል ማርያም ኦስሎ ኖርወይ
ንግደት ቅድስት ድንግል ማሪያም ኦስሎ ኖርወይ
በስመ ኣብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ ፩ ኣምላክ
ብመጀመርታ መንፈሳዊ ሰላምታና እንዳቕረብና ኣብ ዕዮኹም እግዝኣብሔር ኣምላኽ ከስልጠልኩም ወላዲት ኣምላኽን ቅዱሳንን ክደግፉኹም ንምነ። መዝሙር ዳዊት 89, 4 ዘርእኻ ንዘለአለም ከጽንዕ፣ ዝፋንካውን ንውሉድ ወለዶ ኽሀንጽ እየ።
5 ጐይታየ፣ ሰማያት ከኣ ንተኣምራትካ፣ ንእምነትካ ኣብ ማሕበር ቅዱሳን ኪውድሱ እዮም።
ዓመታዊ ክብረ በዓልን መመረቅታን ሓድሽ ህንጻ ቤተክርስትያን ቅድስት ማርያም ኦስሎ ኖርወይ ንዕለት 27-28
August 2022 ፣ ብግእዝ ድማ 21 ን 22 ነሓሴ ብኽብ ዝበለ ክብሪ ክነብዕሎ ከምፍቃድ ኣምላክ መዲብና
ስለዘለና መሳና ተሳፈቲ በረኸት ክትኮኑ ብኽብሪ ንዕድም፣
ሰዓታት መደብ ክብረ በዓልና
ዋዜማ ቀዳም 14፡00-18፡00,, ናይ ድራር ግዜ 17፡00-18፡00,, መደብ ትምህርቲ ሰንበት 18፡00-23፡00,, ማህሌት 23፡00-06፡00, ቅዳሴ 06፡00-10፡00,, ዑደትን ምህለላን 10፡00-11፡00
ኣድራሻና:- Stanseveien 6 0975 Oslo//Norway
ንዝያዳ ሓበረታ በዚ ተወከሱ: ዲ.ወልደሩፋኤል 40387061 ሙሉብርሃን 47627828
በረኸትን ረድኤትን ቅድስት ማርያም ምስ ኩላትና ይኹን።
ስብሐት ለእግዚአብሔር ወለ ወላዲቱ ድንግል ወለ መስቀሉ ክቡር።
SHORT HISTORY OF THE ERITREAN CHRISTIANITY KINGDOM ORTHODOX CHURCH. Eritrea, located along the southwest coast of the Red Sea, was