
ዘምኲራብ (3ይ ሰሙን)
ዮሐንስ 2፡13-ፍ 13: ፋስጋ ኣይሁድ ከኣ ቀሪቡ ነበረ፡ ፊየሱስውን ናብ ኢየሩሳሌም ደየበ። 14: ኣብ ቤተ መቕደስ ከኣ ኣብዑርን ኣባጊዕን ኣራግብን ዚሸጡን ሸረፍቲ ተቐሚጦምን ረኸበ። 15:
እንቛዕ ብድሓን መጻእኩም ናብ ርእሰ ኣድባራት ናይ ኤርትራ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተክርስትያን ቅድስቲ ማርያም ኦስሎ ኖርወይ. ቤተክርስትያን ካብ ሰዓት ሹዱሽተ ንግሆ ክሳብ ሰዓት ክልተ ናይ ቀትሪ ኩሉግዝየ ዓርብን ሰልበት ክፉትዩ ብደሐን ምጹ.
Welcome to the website of the Eritrean Orthodox Tewahdo St.mary Congregation in Oslo Norway. Our congregation has existed in Norway since 1985. On this page you will find information about services in our church and other cultural and social events. Church services and opening hrs 06:00 am-14:00pm every Sunday and Friday, everyone is welcome to visit us.
Velkommen til nettstedet for den Eritreisk ortodoks Tewahdo St.mary menighet i Oslo Norge.
Vår menighet har eksistert i Norge siden 1985. På denne siden vil du finne informasjon om gudstjenester i vår kirke og andre kulturelle og sosiale arrangementer. Kirkens gudstjenester har åpen 06-14 hver Fredag og Søndag, alle er hjertelig velkommen.
ዮሐንስ 2፡13-ፍ 13: ፋስጋ ኣይሁድ ከኣ ቀሪቡ ነበረ፡ ፊየሱስውን ናብ ኢየሩሳሌም ደየበ። 14: ኣብ ቤተ መቕደስ ከኣ ኣብዑርን ኣባጊዕን ኣራግብን ዚሸጡን ሸረፍቲ ተቐሚጦምን ረኸበ። 15:
ቅድስት 1ይ ጴጥሮስ 15-16 ኣነ ቅዱስ እየ እሞ ቅዱሳት ኩኑ፡ ዚብል ጽሑፍ ስለ ዘሎ፡ ከምቲ እቲ ዝጸውዓኩም ቅዱስ ዝዀነ፡ ንስኻትኩምውን ብዅሉ ንብረትኩም ቅዱሳት ኩኑ።
ዘወረደ በስመ ኣብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ አሐዱ ኣምላክ ኣሜን!! ዮሃንስ 3፡12-16 12: ናይ ምድሪ ነገር ነጊረኩም ካብ ዘይትኣምኑስ፡ ናይ ሰማይ ነገር እንተ ነገርኩኹም ግዳ፡ ከመይ
እግዚኣብሔር ይመስገን ሓዲሽ ቤተክርስቲያንና ኣብ ምዝዛሙ በጺሑ፡ ካብ ሰንበት 27022022 ብግእዝ ከኣ 20062014ዓ/ም ኣገልግሎት ክጅምር እዩ፡ ናብዚ ዘብጽሓና ልዑል እግዚኣብሔር ይኽበር ይመስገን፡ ዝተረፈ ኣብ ዝሓጸረ
ክቡራት ምእመናን ኣብዚ ናይ ልዯት ግዜ ብብዝሒ ተዯጋጋሚ ካብ ዝልዓል ሕቶ ኣሕጽር ኣቢለና ክንምልስ። ብመጀመርያ ናብዚ ዘብጽሓና ልኡል እግዝኣብሄር ይመስገን እናበልና እንቛዕ ናብ ብርሃነ ልዯቱ