እንቛዕ ብደሓም መጻእኹም ናብ ናይ ኤርትራ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተ ክርስቲያን ርእሰ ኣድባራት ጽርሃ ኣርያም ቅድስቲ ድንግል ማርያም ኦስሎ ኖርወይ: ቤተክርስትያን ዝኸፈተሉ ሳዓታት ዓርቢ ካብ 16-20 ሰምበት 06-14 ክፉት እዩ ብደሐን ምጹ-ምጻ

ሕዳር ጺዮን

0 likes

ሕዳር ጺዮን

በሰመ ኣብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ አሐዱ ኣምላክ ኣሜን!! 

ቀዳም 21 ሕዳር ( ሕዳር ጺዮን) ርእሰ ኣድባራት ጽርሐ ኣርያም ቤተክርስቲያን ቅድስት ማርያም ኦስሎ ቅዳሴ ተሰሪዑ ኣሎ፡ ኩልና ክንሳተፍን በረኸት ክንካፈልን ቤተክርስቲያን ትጽውዕ! ቤየክርስቲያን ፍርቂ ለይቲ  ( 00፡00 ) ዓርቢ ናብ ቀዳም ዘውግሕ ክኽፈት እዩ ማህሌት ኣሎ፡፡

በረኸታ ናይ ድንግል ማርያም የካፍለና!!

 

Eritrean St.mary coptic tewahdo orthodox church Oslo Norway

This website uses cookies to ensure you get the best experience on our website.