እንቛዕ ብደሓም መጻእኹም ናብ ናይ ኤርትራ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተ ክርስቲያን ርእሰ ኣድባራት ጽርሃ ኣርያም ቅድስቲ ድንግል ማርያም ኦስሎ ኖርወይ: ቤተክርስትያን ዝኸፈተሉ ሳዓታት ዓርቢ ካብ 16-20 ሰምበት 06-14 ክፉት እዩ ብደሐን ምጹ-ምጻ

What you think about the church services, your opinion means a lot for us, make your review now

Name *
Email *
Location *
Rating *
Your comment *

THIS IS WHAT OUR COMMUNITY AND GUESTS SAID

Total average 0 Reviews

0.0

እንቛዕ ብደሓም መጻእኹም ናብ ናይ ኤርትራ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተ ክርስቲያን ርእሰ ኣድባራት ጽርሃ ኣርያም ቅድስቲ ድንግል ማርያም ኦስሎ ኖርወይ: ቤተክርስትያን ዝኸፈተሉ ሳዓታት ዓርቢ ካብ 16-20 ሰምበት 06-14 ክፉት እዩ ብደሐን ምጹ-ምጻ>>>>
እንቛዕ ብደሓም መጻእኹም ናብ ናይ ኤርትራ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተ ክርስቲያን ርእሰ ኣድባራት ጽርሃ ኣርያም ቅድስቲ ድንግል ማርያም ኦስሎ ኖርወይ: ቤተክርስትያን ዝኸፈተሉ ሳዓታት ዓርቢ ካብ 16-20 ሰምበት 06-14 ክፉት እዩ ብደሐን ምጹ-ምጻ
ማቴዎስ 21፡12- 12: ኢየሱስ ናብ መቕደስ ኣምላኽ ኣተወ፡ ንዅሎም ሸየጥትን ተሻየጥትን ከኣ ካብ ቤት መቕደስ ኣውጽኤ፡ ሰደቓ ሸረፍትን መንበር ሸየጥቲ ርግብን ደንከለ። 13: ንሱ ኸኣ፡ ቤተይ ቤት ጸሎት ትብሀል፡ ጽሑፍ እዩ፡ ንስኻትኩም ግና ብዓቲ ጐሓሉት ገበርኩምዋ፡ በሎም። ጎይታናን ኣምላኽናን መድሓኒናን ኢየሱስ ክርስቶስ ከም ሰብ ካብ ድንግል ማርያም ተወሊዱ ካብ ሕጻንነቱ ስደት ክሳዕ ናይ መስቀል ሞት ተቐቢሉ፡ ዓቕሚ ስለዝስኣነ ግን ኣይኮነን! ቤተመቕደስ ከይዱ መናገዲ ገይረሞ ምስጸንሕዎ ግን ቤተይ ን ኹሉ ቤት ጸሎት እዩ ኢሉ ካብ ገመድ ጮግራፍ ተቲዑ ኣሳጎጎም!! ኣብዚ ግዜኸ ቤት መቕደስ (ቤተክርስቲያን ) ከመይ ኣሎ፧ ንኹልና ቤት ጸሎት ድዩ፧ ከምዚ ዝርአ ምፍልላያት፡ ወገን፡ ፖለቲክ፡ ትዕቢት መሊኣ እንተ ትጸንሖ እንታይ ምስገበረ፧ ኣነ፡ ንስኻ/ኺ፡ ንስኹም/ኽን ኩልና ንቤት መቕደስ (ቤተክርስትያን) ምስ ኣምላኽ መራኸቢ እንተ ተጠቒምናላ እግዚኣብሔር ብዓይኒ ምሕረቱ ክጥምተና እዩ፡ ፈላለይቲ፡ነገድቲ ምስእንኸውን ግን እታ ጩግራፍ ብቤት መቕደስን ክብሪ እግዚኣብሔርን ኣይትምሕርን እያ። እግዚኣብሔር የዒንቲ ልቦናና ይኽፈተልና!!

What you think about the church services, we appreciate your opinion means a lot for us, make your review now

Name *
Email *
Location *
Rating *
Your comment *

Eritrean St.mary coptic tewahdo orthodox church Oslo Norway

This website uses cookies to ensure you get the best experience on our website.