እንቛዕ ብድሓን መጻእኩም ናብ ርእሰ ኣድባራት ናይ ኤርትራ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተክርስትያን ቅድስቲ ማርያም ኦስሎ ኖርወይ

ቤተክርስትያን ካብ ሰዓት ሹዱሽተ ንግሆ ክሳብ ሰዓት ክልተ ናይ ቀትሪ ኩሉግዝየ ሰልበት ክፉትዩ ብደሐን ምጹ

Welcome to the website of the Eritrean Orthodox Tewahdo St.mary Congregation in Oslo Norway. Our congregation has existed in Norway since 1985. On this page you will find information about services in our church and other cultural and social events. The church services are open every Sunday and Friday,  everyone is welcome to visit us.

እንቛዕ ብድሓን መጻእኩም ናብ ርእሰ ኣድባራት ናይ ኤርትራ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተክርስትያን ቅድስቲ ማርያም ኦስሎ ኖርወይ

Posted blog content

ርሑስ ሓድሽ ዓመት 2014 ዓ/ም

ርሑስ ሓድሽ ዓመት 2014 ዓ/ምትን በዓል ቅዱስ ዮሃንስን ይግበረልና!! ካብ ዘመነ ማቴዎስ ናብ ዘመነ ማርቆስ ብሰላም እንቛዕ ኣብጽሓና!! ዝሓለፈ መከራ

ይስሓቕ

ይስሓቕ፡ (ኢሳቕ፡ኢስሓቕ) ምልክት ድሕነት እቲ ምእንተ ደቂ ኣዳም ኣብ መስቀል ዝተሰቕለ ጎይታናን ኣምላኽናን መድሓኒናን ኢየሱስ ክርስቶስ።   ሳራ፡ እግዚኣብሔር ንኣብርሃም፡

This website uses cookies to ensure you get the best experience on our website.