እንቛዕ ብደሓም መጻእኹም ናብ ናይ ኤርትራ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተ ክርስቲያን ርእሰ ኣድባራት ጽርሃ ኣርያም ቅድስቲ ድንግል ማርያም ኦስሎ ኖርወይ: ቤተክርስትያን ዝኸፈተሉ ሳዓታት ዓርቢ ካብ 16-20 ሰምበት 06-14 ክፉት እዩ ብደሐን ምጹ-ምጻ

23

7 Hamle

በረኸቶም ናይ ኣጋዕዝተ ዓለም ሥላሴ ኣይፈለየና!!
3cd2cd0d015eb2c79f41d23a5603763d

5 ሓምለ

በረኸቶም ናይ ቅዱሳን ጴጥሮስ ወጳውሎስ የካፍለና።
20 ሰነ፡ ኅንጸተ ቤታ፡ 21 ሰነ ቅዳስ ቤታ ( ደብረስ ሲና )

20 ሰነ፡ ኅንጸተ ቤታ፡ 21 ሰነ ቅዳስ ቤታ ( ደብረስ ሲና )

ደብረ ሲና ( 21 ሰነ ማርያም ዯብረሲና) ህንጸተ ቤታ ቅዲሰ ቤታ, በስመ ኣብ ወወሌዴ ወመንፈስ ቅደስ ኣሃደ ኣምሊክ ኣሜን!!  ዯብረሲና፡ ኣብ ኤርትራ ዒቢ በዒሌ ኣዳና...
d038cd5ca54d9c347919db7f145ae21b

መዓልቲ ሓምሳ ( ጰራቅሊጦስ)

              ግብሪ ሃዋርያት  ምዕራፍ 2፡1+ፍ 1: ኣብ መበል ሓምሳ መዓልቲ ድማ ኲላቶም ሐቢሮም ብሓንሳእ ነበሩ። 2: ብድንገት ከኣ ከም...
f5aaf59cd886aa2d9047f7149571e8cc

ዕርገት

ማቴዎስ  28፡18፡20 18: ኢየሱስ ቀሪቡ ኸምዚ ኢሉ ተዛረቦም፡ ኣብ ሰማይን ኣብ ምድርን ኵሉ ስልጣን ተዋሂቡኒ አሎ። 19-20: ስለዚ ኺዱ ንዅሎም ኣህዛብ ብስም ኣቦን ወድን መንፈስ...
d35d4be55041c420738552a68d57e939

ዳግማይ ትንሳኤ

ዮሃንስ 20 ፡ 1 – 10 1: በታ ቐዳመይቲ መዓልቲ ሰሙን ግና ማርያም መግደላዊት፡ ገና ጸልማት ከሎ፡ ኣንጊሃ ናብቲ መቓብር መጸት፡ ነቲ እምኒ ኸኣ ካብ...
ትንሳኤ

ትንሳኤ

ጎይታ ብሓቂ ተንሲኡ!!  ርሑስ በዓል ትንሳኤ ይግበረልና!! ክቡራን ህዝበ ክርስትያን እንቛዕ ብሰላም ጾምና ኣፈጺሙ ኣብ ትንሳኤኡ ኣብጽሓና። በዚ ኽኣ ኩላትና ደስ ክብለና ይግባእ ፡ ዘስተውዕል...
030524

ዓርቢ ስቅለት

ሓቅነት ቅንዕቲ ሃይማኖት ብ ፍላስፋ ክግሃድ ፡ አልመክኑን ቋንቋ ግሪኽ ኮይኑ ትርጓሜኡ ኸኣ ሕቡእ ኣምላኽ ወረደ ወገኑ ኣብ ርሲ ተንሲኦም ሰቐልዎ” ማለት ዩ። ንምሉ ትሕዝቶ...
23 ሚያዝያ ዕረፍቱ ናይ ቅዱስ ጊዮርጊስ ሊቀ ሰማዕት

23 ሚያዝያ ዕረፍቱ ናይ ቅዱስ ጊዮርጊስ ሊቀ ሰማዕት

በረኸት ናይ ቅዱስ ጊዮርጊስ ሊቀ ሰማእት የካፍለና።  
FB_IMG_1714291660299

ሆሳእና

በስመኣብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ ኣሃዱ ኣምላክ ኣሜን። እግዚኣብሄር ዘፍቅረኩም ንእግዚኣብሄር እተፍቅርዎ ስድራ እግዚኣብሄር ፍጹም ሰላመ ክርስቶስ ምስ ኩልና ይኩን ኣሜን። *እንቋዕ ናብ ዑደተ ሆሳእናሁ ብሰላም...
..... Loading more posts ....

What you think about the church services, we appreciate your opinion means a lot for us, make your review now

Name *
Email *
Location *
Rating *
Your comment *

Eritrean St.mary coptic tewahdo orthodox church Oslo Norway

This website uses cookies to ensure you get the best experience on our website.