
ጾመ ፍልሰታ
1-neHase-11 PDF ርሑስ ምጅማር ጾም ይግበረልና! ዝተደፍነ ዓይነ ልቦና ከፊቱ ሰላምን ፍቕርን ዘውርድ ይግበረልና!! ማርቆስ፡- 4፡ 35 – ፍ 35: በታ መዓልቲ

1-neHase-11 PDF ርሑስ ምጅማር ጾም ይግበረልና! ዝተደፍነ ዓይነ ልቦና ከፊቱ ሰላምን ፍቕርን ዘውርድ ይግበረልና!! ማርቆስ፡- 4፡ 35 – ፍ 35: በታ መዓልቲ

7 ሓምለ PDF 7-1 ዘፍጥረት 18 1: ንሱ ብዳህሪ መዓልቲ ኣብ ኣፍ ደገ እቲ ድንኳን ተቐሚጡ ኸሎ ድማ፡ እግዚኣብሄር ኣብ ድዋታት መምሬ ተገልጸሉ። 2:

Deberesina 2 PDF ንመልከት

ግብሪ ሃዋርያት ምዕራፍ 2፡1+ፍ 1: ኣብ መበል ሓምሳ መዓልቲ ድማ ኲላቶም ሐቢሮም ብሓንሳእ ነበሩ። 2: ብድንገት ከኣ ከም

ማቴዎስ 28፡18፡20 18: ኢየሱስ ቀሪቡ ኸምዚ ኢሉ ተዛረቦም፡ ኣብ ሰማይን ኣብ ምድርን ኵሉ ስልጣን ተዋሂቡኒ አሎ። 19-20: ስለዚ ኺዱ ንዅሎም ኣህዛብ ብስም ኣቦን ወድን መንፈስ

ዮሃንስ 20 ፡ 1 – 10 1: በታ ቐዳመይቲ መዓልቲ ሰሙን ግና ማርያም መግደላዊት፡ ገና ጸልማት ከሎ፡ ኣንጊሃ ናብቲ መቓብር መጸት፡ ነቲ እምኒ ኸኣ ካብ
1. ብዘይካ እግዚኣብሔር ኣምላኽ ካልኦት ኣማልኽቲ ኣይሃልዉኻ | 2. ስእልን ምስልን ኣይተምልኽ | 3. ስም እግኣብሔር ብኸንቱ ኣይተልዕል | 4. መዓልቲ ሰንበት ኣኽብር | 5. ኣቦኻን ኣዴኻን ኣኽብር | 6. ኣይትቕተል | 7. ኣይትዘሙ | 8. ኣይትስረቕ | 9. ኣብ ብጻይካ ብሓሶት ኣይትመስክር | 10. ኣይትመነ.
DONATIONS
Unfortunately the church need support from members and voluntary donations. The church asking you all members and voluntary to understand this. Please use church bank account number 16078503770 OR use vipps to 501129.
If any questions contact us here, thank you god bless you all.
Church service Hrs Friday 16፡00–20፡00 Sunday 06፡00–14፡00
Organisasjonsnr 987 807 7090
Copyright © 1985-2024 Eritrean orthodox church Oslo Norway