እንቛዕ ብደሓም መጻእኹም ናብ ናይ ኤርትራ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተ ክርስቲያን ርእሰ ኣድባራት ጽርሃ ኣርያም ቅድስቲ ድንግል ማርያም ኦስሎ ኖርወይ: ቤተክርስትያን ዝኸፈተሉ ሳዓታት ዓርቢ ካብ 16-20 ሰምበት 06-14 ክፉት እዩ ብደሐን ምጹ-ምጻ

ዕርገት

ማቴዎስ  28፡18፡20 18: ኢየሱስ ቀሪቡ ኸምዚ ኢሉ ተዛረቦም፡ ኣብ ሰማይን ኣብ ምድርን ኵሉ ስልጣን ተዋሂቡኒ አሎ። 19-20: ስለዚ ኺዱ ንዅሎም ኣህዛብ ብስም ኣቦን ወድን መንፈስ

ኣብዚ ተወሳኺ ኣብብ »

ትንሳኤ

ጎይታ ብሓቂ ተንሲኡ!!  ርሑስ በዓል ትንሳኤ ይግበረልና!! ክቡራን ህዝበ ክርስትያን እንቛዕ ብሰላም ጾምና ኣፈጺሙ ኣብ ሰናይ ትንሳኤኡ ኣብጸሓና።  በዚ ኽኣ ኩላትና ደስ ክብለና ይግባእ ! ዘስተውዕል

ኣብዚ ተወሳኺ ኣብብ »

ዓርቢ ስቅለት

ሓቅነት ቅንዕቲ ሃይማኖት ብ ፍላስፋ ክግሃድ ፡ አልመክኑን ቋንቋ ግሪኽ ኮይኑ ትርጓሜኡ ኸኣ ሕቡእ ኣምላኽ ወረደ ወገኑ ኣብ ርሲ ተንሲኦም ሰቐልዎ” ማለት ዩ። ንምሉ ትሕዝቶ

ኣብዚ ተወሳኺ ኣብብ »

Eritrean St.mary coptic tewahdo orthodox church Oslo Norway

This website uses cookies to ensure you get the best experience on our website.