ርሑስ ብዓል ልደት ይግበረልና! ጎይታናን ኣምላክናን መድሓኒናን ኢየሱስ ክርስቶስ ምእንተ ድሕነትና ካብ ድንግል ማርያም ቅድሚ 2013 ዓመት ተወሊዱ! እቲ ድሕነት ደቂ ሰብ ዘይፈቱ መጻርርትና ኸኣ ካብ ጥንሲ ጀሚሩ ዝተፈላለየ ናይ ድኹማት ጥበባት እናተጠቕመ ንብዙሓት ድኹማት ኣደናጊሩ፡ ኣብዚ ዘለናዮ ኸኣ ጸወታ መዘናግዒ ብዝመስል ልቢ ነኣሽቱን ዘየስተውዕሉን እናሰለበ ዝተፈላለየ ጎይታ ዘይከብረሉ ኣስማት እናተዋህበ ልደት ከምዘብዕሉ ይገብር!! ከነስተውዕሉ ዘለና ግን ንድሕሪት ምልስ ኢልና ናብቲ መሰረታዊ እምነት ክንምርምር እዮ!!
|