7ጥሪ ቅድስተ ሥላሤ (ጥቅመ ሰናኦር) ኣብ ኦሪት ዘፍጥረት ምዕራፍ 11 እንተ ተመልኪትና እቶም ኣብቲ ግዜ ዝነበሩ ሓደ እዚ ቛንቁኦም ፋሕ ንኸይብሉን ስሞም ንኸጸውዑን ሰማይ ጠቀስ ህንጻ ክሃንጹ ወሲኖም፡ እግዚኣብሔር ግን ስሙ ንኽንጽውዕ፡ ፍረዩ ንዓለም ምልእዋ ከምዝበለና ክንከውንዩ ድሌቱ፡ ስለዝኾነ ኸአ "ሓደ ዘረባ ብጻዩ ንኸይሰምዕ ንዑ ንውረድ" ብማለት ሚስጥረ ስላሴ ሓደን ሰለስተን ብምዃኖም ብዘረድእ "ዘረበኦም ንደባልቕ በለ" ሎሚኸ ኣብዚ ዓመተ ምሕረት ዝግበር ኣብቲ ዘመን እቲ (ዘመነ ፍዳ) እንተ ዝኸውን ከመይ ምስኮነ፧ እግዚኣብሔር ዓይነ ልቦናና ይኽፈተልና!! |