እንቛዕ ብደሓም መጻእኹም ናብ ናይ ኤርትራ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተ ክርስቲያን ርእሰ ኣድባራት ጽርሃ ኣርያም ቅድስቲ ድንግል ማርያም ኦስሎ ኖርወይ: ቤተክርስትያን ዝኸፈተሉ ሳዓታት ዓርቢ ካብ 16-20 ሰምበት 06-14 ክፉት እዩ ብደሐን ምጹ-ምጻ

Screenshot_20221012-001435_Gallery

0 likes

ጾመ ጽጌ

ጾመ ጽጌ ምረት መከራ ድንግል ወላዲት ጎይታናን መድሓኒናን ኢየሱስ ክርስቶስ እንዝክረሉ ከምቲ መልእኽ እግዚኣብሔር ን ቅዱስ ዮሴፍ ኣረጋዊ ዝበሎ” ማቴዎስ 2፡13 ንሳቶም ምስ ሐለፉ፡ እንሆ፡ መልኣኽ እግዚኣብሔር ንዮሴፍ ብሕልሚ ተራእዮ፡ ሄሮዶስ ነቲ ሕጻን ኪቐትሎ ይደሊ አሎ እሞ፡ ተንስእ፡ ነቲ ሕጻንን ነዲኡን ሒዝካ ናብ ግብጺ ህደም፡ ክሳዕ ዝነግረካ ኸኣ ኣብኡ ጽናሕ፡ በሎ። ” ዮሴፍ ኣረጋውን ስሎሜን ኣሰንዮማ ን ግብጺ ተሰዱ ግብጻውያን ( ፈርኦናውያን ) ብ ሕማቕ ምስተቐበልዎም  ጎታና ን ደቡብ ኣቢልኩም ተጓዓዙ ከይርኣዩ ዝኣምኑ ተቐበልቲ ኣጋይሽ ህዝቢ ኣለዉ በሎም፡ ናብ ምድሪ ኣግኣዚት ኣትዮም ከኣ ካብ ደብረ ሰሒት ክሳብ ግሼን ባረኸ፡ መልኣኽ እግዚኣብሔር ን ቅዱስ ዮሲፍ ኣረጋዊ ከምዝሓበሮ “ ማቴዎስ2፡20 እቶም ህይወት እዚ ሕጻን ዚደልዩ ሞይቶም እዮም እሞ፡ ተንስእ፡ ነዚ ሕጻንን ነዲኡን ሒዝካ፡ ናብ ምድሪ እስራኤል ኪድ፡ በሎ።” ጎይታናን ኣምላኽናን መድሓኒናን ኢየሱስ ክርስቶስ ኣብ ግዜ ስደቱ ሃገርና ከዝባረኸ በረኸቱ ኣይፈለየና! ፍቕሩን ሰላሙን የውርደልና፡ በረኸታን ረድኤታን ልማኖኣን ናይድንግል ኣይፈለየና! ጾና ብሰላም የፈጽመና።

 

 

was this post useful and relevant to you? let us know leave a comment

{{ reviewsTotal }}{{ options.labels.singularReviewCountLabel }}
{{ reviewsTotal }}{{ options.labels.pluralReviewCountLabel }}
{{ options.labels.newReviewButton }}
{{ userData.canReview.message }}

Recently published post

ሆሳእና
FB_IMG_1650136856629
ጾመ ነነዌ
2bbab47c8c31c7a4e85d94412334a66b
መቃርስ ወመቃርዮስ (13 መጋቢት)
bed96803d08a3cf1ce3782d6904930c1
ዘወረደ ( 1ይ ሰሙን ጾም)1
22
ዘምኲራብ (3ይ ሰሙን)
Screenshot_20230306-174404_Gallery
ዘወረደ ( 1ይ ሰሙን)
20230219_084940

What you think about the church services, we appreciate your opinion means a lot for us, make your review now

Name *
Email *
Location *
Rating *
Your comment *

Eritrean St.mary coptic tewahdo orthodox church Oslo Norway

This website uses cookies to ensure you get the best experience on our website.