- Author: Johansen
- | Asmera
- | Rating 4.0
እንቛዕ ብደሓም መጻእኹም ናብ ናይ ኤርትራ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተ ክርስቲያን ርእሰ ኣድባራት ጽርሃ ኣርያም ቅድስቲ ድንግል ማርያም ኦስሎ ኖርወይ: ቤተክርስትያን ዝኸፈተሉ ሳዓታት ዓርቢ ካብ 16-20...
ርሑስ ምጅማር ጾመ ነብያት ይግበረልና።
ነብያት ጎይታ ዝውለደሉ ግዜ ተረዲኦም ጾሙ፡ ብልክዕ ግዚኡ ኣኺሉ ኣብ ቤተሊሄም ተወሊዱ ንዓለም ድሕነት ከምዘውረደላ፡ ንዓና ነቶም ቃል ስጋ ኮነ! (ኣምላኽ ሰብ ኮነ) ኢልና ኣሚና ናይ ኣዋጅ ጾም ተቐቢልና በኣማን ቃል ስጋ ኮነ ኢልና ካብ ሰማየ ሰማያት ወሪዱ ካብ ድንግል ማርያም ብዘይ ዘርኢ ሰብኣይ ዝተወልደ ሕጂውን ምጽኣቱ ርሑቕ ከምዘይኮነ ኣሚና ብሓጎስን ደስታን ንጅምር ኣሎና፡ ብሰላም ኣብ ሰናይ ልደቱ የብጽሓና!!
ንዓለምና ሰላም የውርድ።
ወስብሐት ለእግዚኣብሔር ወለወላዲቱ ድንግል ወለመስቀሉ ክቡር!!
DONATIONS
Unfortunately the church need support from members and voluntary donations. The church asking you all members and voluntary to understand this. Please use church bank account number 16078503770 OR use vipps to 501129.
If any questions contact us here, thank you god bless you all.
Church service Hrs Friday 16፡00–20፡00 Sunday 06፡00–14፡00
Church location, Stansevn 6, 0975 Oslo Norway
Organisasjonsnr 987 807 7090
Copyright © 2024 Eritrean orthodox church Oslo Norway