እንቛዕ ብደሓም መጻእኹም ናብ ናይ ኤርትራ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተ ክርስቲያን ርእሰ ኣድባራት ጽርሃ ኣርያም ቅድስቲ ድንግል ማርያም ኦስሎ ኖርወይ

Welcome to the Eritrean St.mary coptic tewahdo orthodox church Oslo Norway

photostudio_1700776725096
ጾመ ነቢያት

ርሑስ ጾም! ናይ በረኸትን ፍቕርን ሰላምን ይግበረልና!! ነቢያት ዝውለደሉ ግዜ ከምዝኣኸለ ተረዲኦም ጸይሞም! ንሕና ኸኣ እምነቶም እምነትና ስለዝኾነ ካብ 15 ሕዳር ክሳዕ ድሮ ምላዱ 28/27 ታሕሳስ ንጸውም! እግዚኣብሔር ከኣ ውዕለት ዘይከፍል ኣምላኽ ኣይኮነን እሞ በረኸቱ የብዝሓልና!! ናይ ሎሚ ዓመት 2016 ዓ/ም ዘመነ ዮሃንስ ስለ ዝኾነ ልደት 28 ታሕሳስ እዩ! ብሰላም ኣብ ሰናይ ልደቱ የብጽሓና!!

Please use your valid username or email to login.

This website uses cookies to ensure you get the best experience on our website.