
ዓርቢ ስቅለት
ሓቅነት ቅንዕቲ ሃይማኖት ብ ፍላስፋ ክግሃድ ፡ አልመክኑን ቋንቋ ግሪኽ ኮይኑ ትርጓሜኡ ኸኣ ሕቡእ ኣምላኽ ወረደ ወገኑ ኣብ ርሲ ተንሲኦም ሰቐልዎ” ማለት ዩ። ንምሉ ትሕዝቶ

ሓቅነት ቅንዕቲ ሃይማኖት ብ ፍላስፋ ክግሃድ ፡ አልመክኑን ቋንቋ ግሪኽ ኮይኑ ትርጓሜኡ ኸኣ ሕቡእ ኣምላኽ ወረደ ወገኑ ኣብ ርሲ ተንሲኦም ሰቐልዎ” ማለት ዩ። ንምሉ ትሕዝቶ

ርሑስ ጾም! ናይ በረኸትን ፍቕርን ሰላምን ይግበረልና!! ነቢያት ዝውለደሉ ግዜ ከምዝኣኸለ ተረዲኦም ጸይሞም! ንሕና ኸኣ እምነቶም እምነትና ስለዝኾነ ካብ 15 ሕዳር ክሳዕ ድሮ ምላዱ 28/

በረኸቱን ረድኤቱን ናይ ቅዱስ ሩፋኤል ሊቀ መላዕክት የካፍለና!! ብሰላም ናብ ሓድሽ ዓመት 2015 ዓ/ም ካብ ዘመነ ማርቆስ ናብ ዘበነ ሉቃስ ብሰላም የብጽሓና!!
በስመ ኣብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ ኣሃዱ ኣምላክ ኣሜን!! እግዚኣብሄር ብዝፈቕዶ መገዲ ክንምልስ ፍቓዱ ይኹን!! ሕቶ ኢየሱስ ክርስቶስ ኣምላኽ ምዃኑ ዝገልጹ ካብ መጽሓፍ ቅዱስ ንመናፍቓን

እንቃዕ ብሰላም ናብ ዕለተ ሆሳዕና ኣብጸሓና ሆሳዕና ( ሕጂ ኣድሕን)፡ ጎይታናን ኣምላኽናን መድሓኒናን ኢየሱስ ክርስቶስ ናብ
1. ብዘይካ እግዚኣብሔር ኣምላኽ ካልኦት ኣማልኽቲ ኣይሃልዉኻ | 2. ስእልን ምስልን ኣይተምልኽ | 3. ስም እግኣብሔር ብኸንቱ ኣይተልዕል | 4. መዓልቲ ሰንበት ኣኽብር | 5. ኣቦኻን ኣዴኻን ኣኽብር | 6. ኣይትቕተል | 7. ኣይትዘሙ | 8. ኣይትስረቕ | 9. ኣብ ብጻይካ ብሓሶት ኣይትመስክር | 10. ኣይትመነ.
DONATIONS
Unfortunately the church need support from members and voluntary donations. The church asking you all members and voluntary to understand this. Please use church bank account number 16078503770 OR use vipps to 501129.
If any questions contact us here, thank you god bless you all.
Church service Hrs Friday 16፡00–20፡00 Sunday 06፡00–14፡00
Organisasjonsnr 987 807 7090
Copyright © 1985-2024 Eritrean orthodox church Oslo Norway