- Author: Johansen
- | Asmera
- | Rating 4.0
እንቛዕ ብደሓም መጻእኹም ናብ ናይ ኤርትራ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተ ክርስቲያን ርእሰ ኣድባራት ጽርሃ ኣርያም ቅድስቲ ድንግል ማርያም ኦስሎ ኖርወይ: ቤተክርስትያን ዝኸፈተሉ ሳዓታት ዓርቢ ካብ 16-20...
ዮሃንስ 2፡ 1 – 12 1: ኣብታ ሳልሰይቲ መዓልቲ ኸኣ ኣብ ቃና ናይ ገሊላ መርዓ ዀነ፡ ኣደ ኢየሱስ’ውን ኣብኡ ነበረት። 2: ኢየሱስ ምስ ደቀ መዛሙርቱ
ርሑስ በዓለ ጥምቀት ይግበረልና! ጎይታናን ኣምላኽናን መድሓኒናን ኢየሱስ ክርስቶስ ኣብ መበል 30 ዓመቱ ዝተጠመቐ ንዓና ንድሕነትና እምበር፡ እታ ብጥምቀት እንረኽባ ውሉድነት እግዚኣብሔር ንኽቕበል፡ ወይ ዝኣመነን
ርሑስ በዓለ ግርዘት ( ግዝረት ) ይግበረልና! ጎይታናን ኣምላኽናን መድሓኒናን ኢየሱስ ክርስቶስ ንሕጊ ክፍጽሞም እምበር ክስዕሮም ኣይመጻእኩን ከም ዝበለ ብ 6 ጥሪ ኣብ ሻምናይ መዓልቲ
በረኸቶም ናይ ኣጋዕዝተ ዐለም ሥላሴ ኣይፈለየና!! ዘፍጥረት 11 1:” ምድሪ ብዘላ ብሓደ ቛንቋን ብሓደ ንግግርን ነበረት። 2: ኰነ ድማ፡ ንምብራቕ ኣቢሎም ምስ ተጓዕዙ፡ ኣብ ምድሪ
ማቴዎስ 1፡18 – 25 18: ልደት ኢየሱስ ክርስቶስ ከምዚ እዩ፡ ኣዲኡ ማርያም ንዮሴፍ ተሐጽያ ኸላ፡ ከይተራኸቡ፡ ብመንፈስ ቅዱስ ጠኒሳ ተረኽበት። 19: ዮሴፍ ሕጹያ፡ ጻድቕ ሰብኣይ
DONATIONS
Unfortunately the church need support from members and voluntary donations. The church asking you all members and voluntary to understand this. Please use church bank account number 16078503770 OR use vipps to 501129.
If any questions contact us here, thank you god bless you all.
Church service Hrs Friday 16፡00–20፡00 Sunday 06፡00–14፡00
Church location, Stansevn 6, 0975 Oslo Norway
Organisasjonsnr 987 807 7090
Copyright © 2024 Eritrean orthodox church Oslo Norway