እንቛዕ ብደሓም መጻእኹም ናብ ናይ ኤርትራ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተ ክርስቲያን ርእሰ ኣድባራት ጽርሃ ኣርያም ቅድስቲ ድንግል ማርያም ኦስሎ ኖርወይ: ቤተክርስትያን ዝኸፈተሉ ሳዓታት ዓርቢ ካብ 16-20 ሰምበት 06-14 ክፉት እዩ ብደሐን ምጹ-ምጻ

ቅዱስ ሚካኤል

መዝሙር  ዳዊት 34፡ 7-8 7: መልኣኽ እግዚኣብሄር ኣብ ዙርያ እቶም ዚፈርህዎ ይሰፍር የናግፎም ከኣ እዩ። 8: እግዚኣብሄር ሰናይ ምዃኑ ጥዐሙን ርአዩን፣ ኣብኡ ዚውከል ሰብ ብጹእ እዩ።

ኣብዚ ተወሳኺ ኣብብ »

ጾመኃዋርያት

ናብዚ ብሰላም ዘብጽሓና ልዑል እግዚኣብሔር ይኽበር ይመስገን!  ሓምሳ መዓልታት ድሕሪ ትንሳኤ ሓሊፉ ጾመኃዋርያት ኣቲና፡ ካብ ሰኑይ 06 ሰነ ካሳብ 04 ሓምለ ክጽወም፡ 05 ሓምለ (

ኣብዚ ተወሳኺ ኣብብ »

ዮሐንስ John 5:1-15

ዮሐንስ 5፡1-15 1: ድሕርዚ ድማ በዓል ኣይሁድ ኰነ። ኢየሱስውን ናብ ኢሩሳሌም ደየበ። 2: ኣብ ኢየሩሳሌም ኣብ ጥቓ ደገ ኣባጊዕ ከኣ፡ ብእብራይስጢ ቤት-ሄስዳ ዚብሃል፡ ሓሙሽተ ገበላ

ኣብዚ ተወሳኺ ኣብብ »

What you think about the church services, we appreciate your opinion means a lot for us, make your review now

Name *
Email *
Location *
Rating *
Your comment *

Eritrean St.mary coptic tewahdo orthodox church Oslo Norway

This website uses cookies to ensure you get the best experience on our website.