እንቛዕ ብደሓም መጻእኹም ናብ ናይ ኤርትራ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተ ክርስቲያን ርእሰ ኣድባራት ጽርሃ ኣርያም ቅድስቲ ድንግል ማርያም ኦስሎ ኖርወይ: ቤተክርስትያን ዝኸፈተሉ ሳዓታት ዓርቢ ካብ 16-20 ሰምበት 06-14 ክፉት እዩ ብደሐን ምጹ-ምጻ

ትንሳኤ

ጎይታ ብሓቂ ተንሲኡ!!  ርሑስ በዓል ትንሳኤ ይግበረልና!! ክቡራን ህዝበ ክርስትያን እንቛዕ ብሰላም ጾምና ኣፈጺሙ ኣብ ሰናይ ትንሳኤኡ ኣብጸሓና።  በዚ ኽኣ ኩላትና ደስ ክብለና ይግባእ ! ዘስተውዕል

ኣብዚ ተወሳኺ ኣብብ »

ቀዳም ስዑር፡

ቀዳም እንታይ እዩ ተሳዒሩ፧ 1ይ-እቲ ሓያል ኩሉ ዝኽእል ጎይታ ንሲኦል ስዒሩ። ከም ስርዓት ቅድስቲ ቤተክርስቲያን ኣብ ዓብዪ ጾም ቀዳመ ሰንበት ካብ ጥልላት ትኽልከል እምበር ጼምካ

ኣብዚ ተወሳኺ ኣብብ »

ሓሙስጽግቦ

ጎይታናን ኣምላኽናን መድሓኒናን ኢየሱስ ክርስቶስ፡ ኣብ ሓሙስ ካብ ዝኣዘዘናን ዝሰርዓልናን፡- ዮሃንስ 13 4: ካብ ድራር ተንሲኡ ኽዳውንቱ ኣንበረ፡ ዓለባ ኣልዒሉውን ተዓጥቀ። 5: ደሓር ማይ ኣብ

ኣብዚ ተወሳኺ ኣብብ »

Eritrean St.mary coptic tewahdo orthodox church Oslo Norway

This website uses cookies to ensure you get the best experience on our website.