- Author: Johansen
- | Asmera
- | Rating 4.0
እንቛዕ ብደሓም መጻእኹም ናብ ናይ ኤርትራ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተ ክርስቲያን ርእሰ ኣድባራት ጽርሃ ኣርያም ቅድስቲ ድንግል ማርያም ኦስሎ ኖርወይ: ቤተክርስትያን ዝኸፈተሉ ሳዓታት ዓርቢ ካብ 16-20...
በረኸቶም ናይ ቅዱሳት ኣቦታት የካፍለና! ኣብዚ ዝሓልፍ ዘሎ ዓመት ሽግራትና ዘብቅዓሉ፡ ይግበረልና!!
PDF 16 ነሓሰ በረኸታ ናይ ቅድስቲ ድንግል ማርያም የካፍለና!!
5 ነሓሰ ዕረፍቱ ለአቡነ ፍሊጶስ ኣንዳዴ ባሕር(ፋድል) “ንጻድቅ ብስም ጻድቅ ዝቕበል ዓስቢ ጻድቕ ይረክብ” ማቴ. 10፡41 በስመ አብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ አሐዱ አምላክ! ወለዲ ኣቡነ
30 ሰንነ PDF ዮሃንስ መጥምቕ ብ 30 ሰነ ተወሊዱ፡ ገብርኤል መልኣኽ ንቅድስቲ ድንግል ማርያም ንጎይታ ከምትወልዶ ከበስራ እንከሎ፡ ” ሉቃስ 36-37: እንሆ፡ ኤልሳቤጥ እታ ዘመድኪ
1. ብዘይካ እግዚኣብሔር ኣምላኽ ካልኦት ኣማልኽቲ ኣይሃልዉኻ | 2. ስእልን ምስልን ኣይተምልኽ | 3. ስም እግኣብሔር ብኸንቱ ኣይተልዕል | 4. መዓልቲ ሰንበት ኣኽብር | 5. ኣቦኻን ኣዴኻን ኣኽብር | 6. ኣይትቕተል | 7. ኣይትዘሙ | 8. ኣይትስረቕ | 9. ኣብ ብጻይካ ብሓሶት ኣይትመስክር | 10. ኣይትመነ.
DONATIONS
Unfortunately the church need support from members and voluntary donations. The church asking you all members and voluntary to understand this. Please use church bank account number 16078503770 OR use vipps to 501129.
If any questions contact us here, thank you god bless you all.
Church service Hrs Friday 16፡00–20፡00 Sunday 06፡00–14፡00
Organisasjonsnr 987 807 7090
Copyright © 1985-2024 Eritrean orthodox church Oslo Norway