እንቛዕ ብድሓን መጻእኩም ናብ ርእሰ ኣድባራት ናይ ኤርትራ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተክርስትያን ቅድስቲ ማርያም ኦስሎ ኖርወይ

Welcome to Eritrean St.mary coptic tewahdo orthodox church Oslo Norway

እንቛዕ ብድሓን መጻእኩም ናብ ርእሰ ኣድባራት ናይ ኤርትራ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተክርስትያን ቅድስቲ ማርያም ኦስሎ ኖርወይ. ቤተክርስትያን ካብ ሰዓት ሹዱሽተ ንግሆ ክሳብ ሰዓት ክልተ ናይ ቀትሪ ኩሉግዝየ ዓርብን ሰልበት ክፉትዩ ብደሐን ምጹ.

Welcome to the website of the Eritrean Orthodox Tewahdo St.mary Congregation in Oslo Norway. Our congregation has existed in Norway since 1985. On this page you will find information about services in our church and other cultural and social events. Church services and opening hrs 06:00 am-14:00pm every Sunday and Friday, everyone is welcome to visit us.

Velkommen til nettstedet for den Eritreisk ortodoks Tewahdo St.mary menighet i Oslo Norge.
Vår menighet har eksistert i Norge siden 1985. På denne siden vil du finne informasjon om gudstjenester i vår kirke og andre kulturelle og sosiale arrangementer. Kirkens gudstjenester har åpen 06-14 hver Fredag og Søndag, alle er hjertelig velkommen.

ኒቆዲሞስ ( 7ይ ሰሙን ጾም )

 ዮሃንስ 3፡13 13: “ብጀካ እቲ ካብ ሰማይ ዝወረደ ኣብ ሰማይውን ዘሎ ወዲ ሰብ፡ ናብ ሰማይ ዝዓረገ ሓደ እኳ የልቦን”። PDF+++Dokument (19) ንቆዲሞስ

ዘገብርሔር ( 6ይ ሰሙን ጾም)

  መኑ ውእቱ ገብር ኄር ወምዕመን፡ ዘይረክቦ እግዚኡ በምግባረ ሠናይ ወይሠይሞ ዲበ ኲሉ ንዋዩ ካዕበ ይቤሎ እግዚኣብሔር ገብር ኄር ወምእመነ ኮንከ ዲበ ብዙኅ እሰይመከ ባእ ውስተ

ዘደብረዘይት ( ፍርቂ ጾም)

ማቴዎስ 24፡ 1-35 1:ኢየሱስ ካብ ቤተ መቕደስ ወጺኡ ኸደ፡ ደቀ መዛሙርቱ ድማ ህንጻ ቤተ መቕደስ ኬርእይዎ ናብኡ ቐረቡ። 2: ንሱ ግና መሊሱ በሎም፡ እዚ ዅሉስ

መቃርስ ወመቃርዮስ (13 መጋቢት)

ቅዱሳን ኣቦታት ኣባ መቃርስ ወመቃርዮስ መቃርስ ወ መቃርዮስ ( 13 መጋቢት ) እግዚኣብሄር ይመስገን ፡ ፈጣሪናን ኣምላኽናን መድሓኒናን ንኽንድሕን ክንደይ ምልክትን ተኣምራትን ዘይገበረ ! ፈጣሪ

ዮሐንስ John 5:1-15

ዮሐንስ 5፡1-15 1: ድሕርዚ ድማ በዓል ኣይሁድ ኰነ። ኢየሱስውን ናብ ኢሩሳሌም ደየበ። 2: ኣብ ኢየሩሳሌም ኣብ ጥቓ ደገ ኣባጊዕ ከኣ፡ ብእብራይስጢ ቤት-ሄስዳ ዚብሃል፡ ሓሙሽተ ገበላ

ዘመፃጒዕ ( 4ይ ሰሙን )

         መፃጒዕ ዮሐንስ 5፡1-15 1: ድሕርዚ ድማ በዓል ኣይሁድ ኰነ። ኢየሱስውን ናብ ኢሩሳሌም ደየበ። 2: ኣብ ኢየሩሳሌም ኣብ ጥቓ ደገ ኣባጊዕ ከኣ፡

This website uses cookies to ensure you get the best experience on our website.