ቀዳም ስዑር፡
ቀዳም እንታይ እዩ ተሳዒሩ፧ 1ይ-እቲ ሓያል ኩሉ ዝኽእል ጎይታ ንሲኦል ስዒሩ። ከም ስርዓት ቅድስቲ ቤተክርስቲያን ኣብ ዓብዪ ጾም ቀዳመ ሰንበት ካብ ጥልላት ትኽልከል እምበር ጼምካ
ቀዳም እንታይ እዩ ተሳዒሩ፧ 1ይ-እቲ ሓያል ኩሉ ዝኽእል ጎይታ ንሲኦል ስዒሩ። ከም ስርዓት ቅድስቲ ቤተክርስቲያን ኣብ ዓብዪ ጾም ቀዳመ ሰንበት ካብ ጥልላት ትኽልከል እምበር ጼምካ
ጎይታናን ኣምላኽናን መድሓኒናን ኢየሱስ ክርስቶስ፡ ኣብ ሓሙስ ካብ ዝኣዘዘናን ዝሰርዓልናን፡- ዮሃንስ 13 4: ካብ ድራር ተንሲኡ ኽዳውንቱ ኣንበረ፡ ዓለባ ኣልዒሉውን ተዓጥቀ። 5: ደሓር ማይ ኣብ
PDF ሆሳእናሆሳእና22(1) ዮሃንስ 12: 12 -19 12፡ንጽብሒቱ እቲ ንበዓል ዝመጸ ብዙሕ ህዝቢ፡ ኢየሱስ ናብ ኢየሩሳሌም ከም ዚመጽእ ሰሚዑ፡ 13: ጨናፍር ኦም ስየ ኣልዒሎም ኪቕበልዎ ወጹ።
PDF ትስብዕት 29 መጋቢት ወ/ዮሐ 1፡ 1- 15 ዮሃንስ 1፡1-14 1: ቃል ብመጀመርታ ነበረ፡ እቲ ቓል ድማ ኣብ ኣምላኽ ነበረ። እቲ ቓልውን ኣምላኽ ነበረ። 2:
በስመ ኣብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ ኣሐዱ ኣምላክ ኣሜን!! 27 መጋቢት መዓልቲ ስቕለትን ጎይታናን ድሕነት ዓለምን! ቤተክርስትያን ብዓቢ ክብሪ ትዝክራ፡ ሽዑ ኣምላኽ እየ ስለዝበልካ ኢና ንቐትለካ
DONATIONS
Unfortunately the church need support from members and voluntary donations. The church asking you all members and voluntary to understand this. Please use church bank account number 16078503770 OR use vipps to 501129.
If any questions contact us here, thank you god bless you all.
Church service Hrs Friday 16፡00–20፡00 Sunday 06፡00–14፡00
Church location, Stansevn 6, 0975 Oslo Norway
Organisasjonsnr 987 807 7090
Copyright © 2024 Eritrean orthodox church Oslo Norway