እንቛዕ ብደሓም መጻእኹም ናብ ናይ ኤርትራ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተ ክርስቲያን ርእሰ ኣድባራት ጽርሃ ኣርያም ቅድስቲ ድንግል ማርያም ኦስሎ ኖርወይ: ቤተክርስትያን ዝኸፈተሉ ሳዓታት ዓርቢ ካብ 16-20 ሰምበት 06-14 ክፉት እዩ ብደሐን ምጹ-ምጻ

ጥንተ ስቕለት 27 መጋቢት

በስመ ኣብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ ኣሐዱ ኣምላክ ኣሜን!!  27 መጋቢት መዓልቲ ስቕለትን ጎይታናን ድሕነት ዓለምን! ቤተክርስትያን ብዓቢ ክብሪ ትዝክራ፡ ሽዑ ኣምላኽ እየ ስለዝበልካ ኢና ንቐትለካ

ኣብዚ ተወሳኺ ኣብብ »

ዘመፃጒዕ ( 4ይ ሰሙን )

ዮሐንስ 5፡1-15

1: ድሕርዚ ድማ በዓል ኣይሁድ ኰነ። ኢየሱስውን ናብ ኢሩሳሌም ደየበ።

2: ኣብ ኢየሩሳሌም ኣብ ጥቓ ደገ ኣባጊዕ ከኣ፡ ብእብራይስጢ ቤት-ሄስዳ ዚብሃል፡ ሓሙሽተ ገበላ እተገብሮ ቐላይ ነበረ።

3: ኣብኡ ምንቅስቓስ እቲ ማይ ዚጽበዩ ብዙሓት ሕሙማት፡ ዕውራትን ሓንካሳትን ድኑሳትን ይድቅሱ ነበሩ።

4: እናሓንሳእ ሓደ መልኣኽ ናብታ ቐላይ ወሪዱ ነቲ ማይ የንቀሳቕሶ ነበረ እሞ፡ እቲ ቕድም ወሪዱ ኣብቲ እተንቀሳቐሰ ማይ ዝአተወ፡ ካብ ዘለዎ ሕማም ዘበለ ይሐዊ ነበረ።

5: ሰላሳን ሾሞንተን ዓመት ዝሐመመ ሰብኣይ ከኣ ኣብኣ ነበረ።

6: ኢየሱስ ድማ ነዚ ደቂሱ ምስ ረኣዮ ነዊሕ ዘመን ምሕማሙ ፈሊጡ ክትሐዊዶ ትደሊ ኢኻ፧ በሎ።

7: እቲ ሕሙም ከኣ ጐይታይ፡ እቲ ማይ ምስ ተንቀሳቐሰ ናብቲ ቐላይ ዜውርደኒ ሰብ የብለይን። ኣነ ኽሳዕ ዝመጽእ ድማ ካልእ ቀዲሙኒ ይወርድ፡ ኢሉ መለሰሉ።

8: ኢየሱስ ከኣ ተንስእ፡ ዓራትካ ኣልዕል እሞ ኪድ፡ በሎ።

ኣብዚ ተወሳኺ ኣብብ »

What you think about the church services, we appreciate your opinion means a lot for us, make your review now

Name *
Email *
Location *
Rating *
Your comment *

Eritrean St.mary coptic tewahdo orthodox church Oslo Norway

This website uses cookies to ensure you get the best experience on our website.