ጥንተ ስቕለት 27 መጋቢት
በስመ ኣብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ ኣሐዱ ኣምላክ ኣሜን!! 27 መጋቢት መዓልቲ ስቕለትን ጎይታናን ድሕነት ዓለምን! ቤተክርስትያን ብዓቢ ክብሪ ትዝክራ፡ ሽዑ ኣምላኽ እየ ስለዝበልካ ኢና ንቐትለካ
በስመ ኣብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ ኣሐዱ ኣምላክ ኣሜን!! 27 መጋቢት መዓልቲ ስቕለትን ጎይታናን ድሕነት ዓለምን! ቤተክርስትያን ብዓቢ ክብሪ ትዝክራ፡ ሽዑ ኣምላኽ እየ ስለዝበልካ ኢና ንቐትለካ
ዮሃንስ 3፡13 13: “ብጀካ እቲ ካብ ሰማይ ዝወረደ ኣብ ሰማይውን ዘሎ ወዲ ሰብ፡ ናብ ሰማይ ዝዓረገ ሓደ እኳ የልቦን”። PDF+++Dokument (19) ንቆዲሞስ
መኑ ውእቱ ገብር ኄር ወምዕመን፡ ዘይረክቦ እግዚኡ በምግባረ ሠናይ ወይሠይሞ ዲበ ኲሉ ንዋዩ ካዕበ ይቤሎ እግዚኣብሔር ገብር ኄር ወምእመነ ኮንከ ዲበ ብዙኅ እሰይመከ ባእ ውስተ ፍሥሓሁ
ማቴዎስ 24፡ 1-35 1:ኢየሱስ ካብ ቤተ መቕደስ ወጺኡ ኸደ፡ ደቀ መዛሙርቱ ድማ ህንጻ ቤተ መቕደስ ኬርእይዎ ናብኡ ቐረቡ። 2: ንሱ ግና መሊሱ በሎም፡ እዚ ዅሉስ
ዮሐንስ 5፡1-15
1: ድሕርዚ ድማ በዓል ኣይሁድ ኰነ። ኢየሱስውን ናብ ኢሩሳሌም ደየበ።
2: ኣብ ኢየሩሳሌም ኣብ ጥቓ ደገ ኣባጊዕ ከኣ፡ ብእብራይስጢ ቤት-ሄስዳ ዚብሃል፡ ሓሙሽተ ገበላ እተገብሮ ቐላይ ነበረ።
3: ኣብኡ ምንቅስቓስ እቲ ማይ ዚጽበዩ ብዙሓት ሕሙማት፡ ዕውራትን ሓንካሳትን ድኑሳትን ይድቅሱ ነበሩ።
4: እናሓንሳእ ሓደ መልኣኽ ናብታ ቐላይ ወሪዱ ነቲ ማይ የንቀሳቕሶ ነበረ እሞ፡ እቲ ቕድም ወሪዱ ኣብቲ እተንቀሳቐሰ ማይ ዝአተወ፡ ካብ ዘለዎ ሕማም ዘበለ ይሐዊ ነበረ።
5: ሰላሳን ሾሞንተን ዓመት ዝሐመመ ሰብኣይ ከኣ ኣብኣ ነበረ።
6: ኢየሱስ ድማ ነዚ ደቂሱ ምስ ረኣዮ ነዊሕ ዘመን ምሕማሙ ፈሊጡ ክትሐዊዶ ትደሊ ኢኻ፧ በሎ።
7: እቲ ሕሙም ከኣ ጐይታይ፡ እቲ ማይ ምስ ተንቀሳቐሰ ናብቲ ቐላይ ዜውርደኒ ሰብ የብለይን። ኣነ ኽሳዕ ዝመጽእ ድማ ካልእ ቀዲሙኒ ይወርድ፡ ኢሉ መለሰሉ።
8: ኢየሱስ ከኣ ተንስእ፡ ዓራትካ ኣልዕል እሞ ኪድ፡ በሎ።
3 ታሕሳስ ድንግል ወላዲተ ኣምላክ ጓል 3 ዓመት ኮይና ከም ቃል ወለዳን ሕርየት እግዚኣብሄርን ን ሙክራብ ዝኣተወትሉ ( ዝተውሃበትሉ ) መዓልቲ እዩ። በረኸታ ምስ ኩሉ
DONATIONS
Unfortunately the church need support from members and voluntary donations. The church asking you all members and voluntary to understand this. Please use church bank account number 16078503770 OR use vipps to 501129.
If any questions contact us here, thank you god bless you all.
Church service Hrs Friday 16፡00–20፡00 Sunday 06፡00–14፡00
Church location, Stansevn 6, 0975 Oslo Norway
Organisasjonsnr 987 807 7090
Copyright © 2024 Eritrean orthodox church Oslo Norway