ቅዱስ ሚካኤል
መዝሙር ዳዊት 34፡ 7-8 7: መልኣኽ እግዚኣብሄር ኣብ ዙርያ እቶም ዚፈርህዎ ይሰፍር የናግፎም ከኣ እዩ። 8: እግዚኣብሄር ሰናይ ምዃኑ ጥዐሙን ርአዩን፣ ኣብኡ ዚውከል ሰብ ብጹእ እዩ።
መዝሙር ዳዊት 34፡ 7-8 7: መልኣኽ እግዚኣብሄር ኣብ ዙርያ እቶም ዚፈርህዎ ይሰፍር የናግፎም ከኣ እዩ። 8: እግዚኣብሄር ሰናይ ምዃኑ ጥዐሙን ርአዩን፣ ኣብኡ ዚውከል ሰብ ብጹእ እዩ።
ናብዚ ብሰላም ዘብጽሓና ልዑል እግዚኣብሔር ይኽበር ይመስገን! ሓምሳ መዓልታት ድሕሪ ትንሳኤ ሓሊፉ ጾመኃዋርያት ኣቲና፡ ካብ ሰኑይ 06 ሰነ ካሳብ 04 ሓምለ ክጽወም፡ 05 ሓምለ (
ዮሐንስ 5፡1-15 1: ድሕርዚ ድማ በዓል ኣይሁድ ኰነ። ኢየሱስውን ናብ ኢሩሳሌም ደየበ። 2: ኣብ ኢየሩሳሌም ኣብ ጥቓ ደገ ኣባጊዕ ከኣ፡ ብእብራይስጢ ቤት-ሄስዳ ዚብሃል፡ ሓሙሽተ ገበላ
እግዚኣብሔር ይመስገን ሓዲሽ ቤተክርስቲያንና ኣብ ምዝዛሙ በጺሑ፡ ካብ ሰንበት 27022022 ብግእዝ ከኣ 20062014ዓ/ም ኣገልግሎት ክጅምር እዩ፡ ናብዚ ዘብጽሓና ልዑል እግዚኣብሔር ይኽበር ይመስገን፡ ዝተረፈ ኣብ ዝሓጸረ
DONATIONS
Unfortunately the church need support from members and voluntary donations. The church asking you all members and voluntary to understand this. Please use church bank account number 16078503770 OR use vipps to 501129.
If any questions contact us here, thank you god bless you all.
Church service Hrs Friday 16፡00–20፡00 Sunday 06፡00–14፡00
Church location, Stansevn 6, 0975 Oslo Norway
Organisasjonsnr 987 807 7090
Copyright © 2024 Eritrean orthodox church Oslo Norway