እንቛዕ ብደሓም መጻእኹም ናብ ናይ ኤርትራ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተ ክርስቲያን ርእሰ ኣድባራት ጽርሃ ኣርያም ቅድስቲ ድንግል ማርያም ኦስሎ ኖርወይ: ቤተክርስትያን ዝኸፈተሉ ሳዓታት ዓርቢ ካብ 16-20 ሰምበት 06-14 ክፉት እዩ ብደሐን ምጹ-ምጻ

d35d4be55041c420738552a68d57e939

ዳግማይ ትንሳኤ

ዮሃንስ 20 ፡ 1 – 10 1: በታ ቐዳመይቲ መዓልቲ ሰሙን ግና ማርያም መግደላዊት፡ ገና ጸልማት ከሎ፡ ኣንጊሃ ናብቲ መቓብር መጸት፡ ነቲ እምኒ ኸኣ ካብ...
ትንሳኤ

ትንሳኤ

ጎይታ ብሓቂ ተንሲኡ!!  ርሑስ በዓል ትንሳኤ ይግበረልና!! ክቡራን ህዝበ ክርስትያን እንቛዕ ብሰላም ጾምና ኣፈጺሙ ኣብ ትንሳኤኡ ኣብጽሓና። በዚ ኽኣ ኩላትና ደስ ክብለና ይግባእ ፡ ዘስተውዕል...
030524

ዓርቢ ስቅለት

ሓቅነት ቅንዕቲ ሃይማኖት ብ ፍላስፋ ክግሃድ ፡ አልመክኑን ቋንቋ ግሪኽ ኮይኑ ትርጓሜኡ ኸኣ ሕቡእ ኣምላኽ ወረደ ወገኑ ኣብ ርሲ ተንሲኦም ሰቐልዎ” ማለት ዩ። ንምሉ ትሕዝቶ...
23 ሚያዝያ ዕረፍቱ ናይ ቅዱስ ጊዮርጊስ ሊቀ ሰማዕት

23 ሚያዝያ ዕረፍቱ ናይ ቅዱስ ጊዮርጊስ ሊቀ ሰማዕት

በረኸት ናይ ቅዱስ ጊዮርጊስ ሊቀ ሰማእት የካፍለና።  
FB_IMG_1714291660299

ሆሳእና

በስመኣብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ ኣሃዱ ኣምላክ ኣሜን። እግዚኣብሄር ዘፍቅረኩም ንእግዚኣብሄር እተፍቅርዎ ስድራ እግዚኣብሄር ፍጹም ሰላመ ክርስቶስ ምስ ኩልና ይኩን ኣሜን። *እንቋዕ ናብ ዑደተ ሆሳእናሁ ብሰላም...
FB_IMG_1650136856629

ሆሳእና

                እንቃዕ ብሰላም ናብ ዕለተ ሆሳዕና ኣብጸሓና   ሆሳዕና ( ሕጂ ኣድሕን)፡ ጎይታናን ኣምላኽናን መድሓኒናን ኢየሱስ ክርስቶስ ናብ...
ኒቆዲሞስ (7ይ ሰሙን)

ኒቆዲሞስ (7ይ ሰሙን)

ኒቆዶሞስ መምህር ን ኦሪትንናይ ለኡቲ ተምሃራይ ናይ ጎይታን! ዮሃንስ 3፡10 ኢየሱስ ድማ መሊሱ በሎ፥ ንስኻ መምህር እስራኤል ኢኻ፡ እዚዶ ኣይትፈልጥን፧ ዮሃንስ 3፡1- 1: ካብቶም ፈሪሳውያን...
d35d4be55041c420738552a68d57e939

ገብርኄር ( እሙን ኣገልጋሊ)

እሙን ኣገልጋሊ፡ ኣብ መጽሓፍ ቅዱስ እሙን ኣገልጋሊ ተባሂሉ ዘሎ ኣገልጋሊ ከመይ ዓይነት እዩ?  ማቴዎስ 25 ፡ 14 – 30   14 –  መገሻ ከምዝደለየ እሞ ንገላውኡ...
CamScanner 2023-08-18 23.18_1

ዘደብረዘይት 5ይ ሰሙን

እንቋዕ ብሰላም ናብ ደብረ ዘይት (ፍርቂ ጾም ) ብሰላም ኣብጸሓና፡ ካምኡ’ወን ኣብ ብርሃነ ትንሳኤኡ የብጸሓና!!
5-1

ቃና ዘገሊላ

ዮሃንስ 2፡ 1 – 12 1: ኣብታ ሳልሰይቲ መዓልቲ ኸኣ ኣብ ቃና ናይ ገሊላ መርዓ ዀነ፡ ኣደ ኢየሱስ’ውን ኣብኡ ነበረት። 2: ኢየሱስ ምስ ደቀ መዛሙርቱ...
..... Loading more posts ....

What you think about the church services, we appreciate your opinion means a lot for us, make your review now

Name *
Email *
Location *
Rating *
Your comment *

Eritrean St.mary coptic tewahdo orthodox church Oslo Norway

This website uses cookies to ensure you get the best experience on our website.