ሉቃስ 10-11: እቲ መልኣኽ ድማ፡ እንሆ፡ ሎሚ መድሓኒ ኣብ ዓዲ ዳዊት ተወሊድልኩም ስለ ዘሎ፡ – ንሱ ኸኣ ክርስቶስ ጐይታ እዩ፡ – ንዅሉ ህዝቢ ዚኸውን ዓብዪ ሓጐስ ኤበስረኩም አሎኹ እሞ፡ ኣይትፍርሁ።
ማቴዎስ 1፡18 – 25 18: ልደት ኢየሱስ ክርስቶስ ከምዚ እዩ፡ ኣዲኡ ማርያም ንዮሴፍ ተሐጽያ ኸላ፡ ከይተራኸቡ፡ ብመንፈስ ቅዱስ ጠኒሳ ተረኽበት። 19: ዮሴፍ ሕጹያ፡ ጻድቕ ሰብኣይ
ማቴዎስ 1፡18 – 25 18: ልደት ኢየሱስ ክርስቶስ ከምዚ እዩ፡ ኣዲኡ ማርያም ንዮሴፍ ተሐጽያ ኸላ፡ ከይተራኸቡ፡ ብመንፈስ ቅዱስ ጠኒሳ ተረኽበት። 19: ዮሴፍ ሕጹያ፡ ጻድቕ ሰብኣይ
ርሑስ ጾም! ናይ በረኸትን ፍቕርን ሰላምን ይግበረልና!! ነቢያት ዝውለደሉ ግዜ ከምዝኣኸለ ተረዲኦም ጸይሞም! ንሕና ኸኣ እምነቶም እምነትና ስለዝኾነ ካብ 15 ሕዳር ክሳዕ ድሮ ምላዱ 28/27
ብሰላም እንቛዕ ናብ ደብረ ቁስቛም ኣብጸሓና፡ ካብ ሰደቶም ኣብ ዝምለስሉ ኣብ ደብረ ቁስቛም ከምዘዕረፉ ስዱድ ዘዕርፈሉ መገዲ ይፍጠረልና! ጎይታ ደብረ ቁስቛም ዓቢ ገዳም ብዙሓት ቅዱሳት
DONATIONS
Unfortunately the church need support from members and voluntary donations. The church asking you all members and voluntary to understand this. Please use church bank account number 16078503770 OR use vipps to 501129.
If any questions contact us here, thank you god bless you all.
Church service Hrs Friday 16፡00–20፡00 Sunday 06፡00–14፡00
Church location, Stansevn 6, 0975 Oslo Norway
Organisasjonsnr 987 807 7090
Copyright © 2024 Eritrean orthodox church Oslo Norway