- Author: Johansen
- | Asmera
- | Rating 4.0
እንቛዕ ብደሓም መጻእኹም ናብ ናይ ኤርትራ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተ ክርስቲያን ርእሰ ኣድባራት ጽርሃ ኣርያም ቅድስቲ ድንግል ማርያም ኦስሎ ኖርወይ: ቤተክርስትያን ዝኸፈተሉ ሳዓታት ዓርቢ ካብ 16-20...
Deberesina 2 PDF ንመልከት
ዮሃንስ 15 ፡ 17 – ፍ 17: ንሓድሕድኩም ክትፋቐሩ፡ እዚ እእዝዘኩም አሎኹ። 18: ዓለም እንተ ጸልኣትኩም፡ ንኣይ ቅድሜኹም ከም ዝጸልኣትኒ ፍለጡ። 19: ካብ ዓለም እንተ
በረኸቱን ጸጋ ረድኤቱን ምስ ኩልና ይኹን !!
ዮሃንስ 14 ፡ 1 – 14 1: ልብኹም ኣይሸበር። ብኣምላኽ እመኑ ብኣይውን እመኑ። 2: ኣብ ቤት ኣቦይ ብዙሕ ማሕደር አሎ። እቲ እንተ ዘይህሉስ፡ ምበልኩኹም ነይረ።
ግብሪ ሃዋርያት ምዕራፍ 2፡1+ፍ 1: ኣብ መበል ሓምሳ መዓልቲ ድማ ኲላቶም ሐቢሮም ብሓንሳእ ነበሩ። 2: ብድንገት ከኣ ከም
መዝሙር ዳዊት 45 ፡16 – 17 16 ፡ ህየንተ አበዊኪ ተወልዱ ለኪ ደቂቅ። ወትሠይምዮሙ መላእክተ ለኵሉ ምድር። 17: ወይዘከሩ ስመኪ በኵሉ ትውልደ ትውልድ። በእንተዝ ይገንዩ
DONATIONS
Unfortunately the church need support from members and voluntary donations. The church asking you all members and voluntary to understand this. Please use church bank account number 16078503770 OR use vipps to 501129.
If any questions contact us here, thank you god bless you all.
Church service Hrs Friday 16፡00–20፡00 Sunday 06፡00–14፡00
Church location, Stansevn 6, 0975 Oslo Norway
Organisasjonsnr 987 807 7090
Copyright © 2024 Eritrean orthodox church Oslo Norway