እንቛዕ  ብድሓን  መጻእኩም  ናብ  ናይ  ኤርትራ  ኦርቶዶክስ  ተዋህዶ  ርእሰ  ኣድባራት  ቤተክርስቲያን  ቅድስቲ  ድንግል  ማርያም  ኦስሎ  ኖርወይ

WELCOME TO ERITREAN ST.MARY COPTIC TEWAHDO ORTHODOX CHURCH OSLO NORWAY. CHURCH SERVICES AND OPENING HRS 06 AM - 14 PM EVERY FRIDAY AND SUNDAY.

ኢየሱስ ኣምላኽ እዩ!!

በስመ ኣብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ ኣሃዱ ኣምላክ ኣሜን!! እግዚኣብሄር ብዝፈቕዶ መገዲ ክንምልስ ፍቓዱ ይኹን!! ሕቶ ኢየሱስ
ክርስቶስ ኣምላኽ ምዃኑ ዝገልጹ ካብ መጽሓፍ ቅዱስ ንመናፍቓን መልሲ, ንኽንህበሉ ምዕራፉን ዓንቀጻቱን ክንፈልጥ ደሊና ንዝበሉና ኣመንቲ
ኣሕጽር ኣቢልና ክንምልስ።   PDF :

This website uses cookies to ensure you get the best experience on our website.