እንቛዕ ብደሓም መጻእኹም ናብ ናይ ኤርትራ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተ ክርስቲያን ርእሰ ኣድባራት ጽርሃ ኣርያም ቅድስቲ ድንግል ማርያም ኦስሎ ኖርወይ: ቤተክርስትያን ዝኸፈተሉ ሳዓታት ዓርቢ ካብ 16-20 ሰምበት 06-14 ክፉት እዩ ብደሐን ምጹ-ምጻ

P68

0 likes

ሓደ ነሓሰ

በስመ ኣብ ወወልድ ወ መንፈስ ቅዱስ ኣሃዱ ኣምላክ ኣሜን! ኣብዚ ዝቐረባልና ሕቶታት ቅልጥፍ ኢልና መልሲ ዘይምሃብና እቕሬታ ንሓተኩም! ነትነ ቀሪበን ዘለዋ ክልተ ሕቶታት እግዚኣብሄር ብዝፈቐዶ ብድኹም ዓቕምና ኣሕጽር ኣቢልና.

PDF መልሲ ን ጾም 1 ነሓሰን ስጋ ሓሰማን:-   1 neHase-1(1)

Eritrean St.mary coptic tewahdo orthodox church Oslo Norway

This website uses cookies to ensure you get the best experience on our website.