እንቛዕ ብደሓም መጻእኹም ናብ ናይ ኤርትራ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተ ክርስቲያን ርእሰ ኣድባራት ጽርሃ ኣርያም ቅድስቲ ድንግል ማርያም ኦስሎ ኖርወይ: ቤተክርስትያን ዝኸፈተሉ ሳዓታት ዓርቢ ካብ 16-20 ሰምበት 06-14 ክፉት እዩ ብደሐን ምጹ-ምጻ

FB_IMG_1669785603169

0 likes

ሕዳር ጽዮን

በረኸታ ናይ ኣዴና ቅድስት ድንግል ማርያም ወላዲተ ኣምላክ ምስ ኩላትና ይኹን።

ዳዊት 132፡ 13-16

13: እግዚኣብሄር ንጽዮን ሐርይዋ እዩ እሞ መሕደሪኡ ኽትከውን በሀጋ። 14: እዚኣ ንሓዋሩ መዕረፊተይ እያ ብሂገያ እየ እሞ ኣብዚኣ ንሕእዋሩ ኽነብር እየ። 15: ንሲሳያ ኣጸቢቐ ኽባርኾ ንድኻታታ እንጌራ ኸጽግቦም እየ።
16: ንኻህናታ ምድሓን ከልብሶም እየ ቅዱሳና ኸኣ ብሓጐስ እልል ኪብሉ እዮም።

Eritrean St.mary coptic tewahdo orthodox church Oslo Norway

This website uses cookies to ensure you get the best experience on our website.