እንቛዕ  ብድሓን  መጻእኩም  ናብ  ናይ  ኤርትራ  ኦርቶዶክስ  ተዋህዶ  ርእሰ  ኣድባራት  ቤተክርስቲያን  ቅድስቲ  ድንግል  ማርያም  ኦስሎ  ኖርወይ

WELCOME TO ERITREAN ST.MARY COPTIC TEWAHDO ORTHODOX CHURCH OSLO NORWAY. CHURCH SERVICES AND OPENING HRS 06 AM - 14 PM EVERY FRIDAY AND SUNDAY.

ርሑስ ሓድሽ ዓመት 2014 ዓ/ም

ርሑስ ሓድሽ ዓመት 2014 ዓ/ምትን በዓል ቅዱስ ዮሃንስን ይግበረልና!! ካብ ዘመነ ማቴዎስ ናብ ዘመነ ማርቆስ ብሰላም እንቛዕ ኣብጽሓና!!

ዝሓለፈ መከራ ዝፍጸመሉ፡ ደቂ ሰባት ምስትውዓልና ዝበዝሓሉ ( ከምቲ ንጉስ ሰለሙን ን እግዚኣብሔር ብምፍላጡ ጥበበኛ ዝተባህለ) ዓመት ይግበረልና!!
   ጥበበኛ ሰለሞን ኣብ መጽሓፍ መክብብ 1፡3” ሰብ ካብቲ ኣብ ትሕቲ ጸሓይ ዚጽዕረሉ ኹሉ እንታይ ረብሓ ይረኽበሉ…” ከምዝብለና እቲ ዘርብሓና ፍቕሪ ምዃኑ ተረዲእና ምስ ኩሉ ብፍቕሪ ልዕሊ ኩሉ ኸኣ ፍቕሪ እግዚኣብሔር ከነቐድም ዓይነ ልቦናና ይኽፈተልና!!

 ርሑስ ሓድሽ ዓመት 2014 ዓ/ምትን  ቅዱስ ዮሃንስን ይግበረልና!!

This website uses cookies to ensure you get the best experience on our website.