እንቛዕ ብደሓም መጻእኹም ናብ ናይ ኤርትራ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ርእሰ ኣድባራት ጽርሃ ኣርያም ቅድስቲ ድንግል ማርያም ቤተ ክርስቲያን ኦስሎ ኖርወይ. ቤተ ክርስቲያን  ዓርቢ ካብ 16-20 ሰምበት 06-14 ክፍት እዩ ብደሓን ምጹ

Welcome to the Eritrean St.mary coptic tewahdo orthodox church Oslo Norway. 

ቀዳም ስዑር፡

ቀዳም እንታይ እዩ ተሳዒሩ፧ 1ይ-እቲ ሓያል ኩሉ ዝኽእል ጎይታ ንሲኦል ስዒሩ። ከም ስርዓት ቅድስቲ ቤተክርስቲያን ኣብ ዓብዪ ጾም ቀዳመ ሰንበት ካብ ጥልላት ትኽልከል እምበር ጼምካ ኣይውዓልን እዩ። ኣብተን 8ሳምንታት ከኣ ካብ ሰኑይ ክሳብ ዓርቢ ንጸውም 5×8 40 ይኸውን ቀዳም ስዑር ግን ትጽወም፡ እቲ ዝኽእል ከኣ ክርስቶስ ተንሰኣ እሙታን ኢሉ መስቀል ክሳብ ዝሳለም መግቢ ኣይለክፍን። ስለዝኾነ ቀዳም ብጾም ተሳዒሩ፡፡ 

Loading

This website uses cookies to ensure you get the best experience on our website.