እንቛዕ ብደሓም መጻእኹም ናብ ናይ ኤርትራ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተ ክርስቲያን ርእሰ ኣድባራት ጽርሃ ኣርያም ቅድስቲ ድንግል ማርያም ኦስሎ ኖርወይ: ቤተክርስትያን ዝኸፈተሉ ሳዓታት ዓርቢ ካብ 16-20 ሰምበት 06-14 ክፉት እዩ ብደሐን ምጹ-ምጻ

0 likes

ኣብ ሓዲሽ ቤተክርስቲያን

እግዚኣብሔር ይመስገን ሓዲሽ ቤተክርስቲያንና ኣብ ምዝዛሙ በጺሑ፡ ካብ ሰንበት 27022022 ብግእዝ ከኣ 20062014ዓ/ም ኣገልግሎት ክጅምር እዩ፡ ናብዚ ዘብጽሓና ልዑል እግዚኣብሔር ይኽበር ይመስገን፡ ዝተረፈ ኣብ ዝሓጸረ ክፍጸም ኩላትና ዓቕምና ከነበርክት ቤተክርስቲያንና ትላቦ።

 

Eritrean St.mary coptic tewahdo orthodox church Oslo Norway

This website uses cookies to ensure you get the best experience on our website.