እንቛዕ  ብድሓን  መጻእኩም  ናብ  ናይ  ኤርትራ  ኦርቶዶክስ  ተዋህዶ  ርእሰ  ኣድባራት  ቤተክርስቲያን  ቅድስቲ  ድንግል  ማርያም  ኦስሎ  ኖርወይ

WELCOME TO ERITREAN ST.MARY COPTIC TEWAHDO ORTHODOX CHURCH OSLO NORWAY. CHURCH SERVICES AND OPENING HRS 06 AM - 14 PM EVERY FRIDAY AND SUNDAY.

ደብረ ቁስቋም

ብሰላም እንቛዕ ናብ ደብረ ቁስቛም ኣብጸሓና፡  ካብ ሰደቶም ኣብ ዝምለስሉ ኣብ ደብረ ቁስቛም ከምዘዕረፉ ስዱድ ዘዕርፈሉ መገዲ ይፍጠረልና! ጎይታ  ደብረ ቁስቛም ዓቢ ገዳም ብዙሓት ቅዱሳት ከምዝፈርዩሉን ከምዝእከብሉን ሓቢርዎም፡ ኮይኑ ኸኣ ፍሪኡ ንርእዮ ኣሎና፡ ንሕና ኸኣ ቤት መቕደስ ኢኹም  ተባሂልና፡ እሞ ከመይ ኣለና፧  ነብስና ንመርምር ቤት መቕደስ ክቡር እዩ፡ መሕደር ኣምላኽ ስለዝኾነ፡ ግዜ ንርእዮ ኣሎና ኩሉ ዝተነግረና እናተፈጸመ እዩ፡ ኣብ እምነት እንተ ሃሊኻ ነብስኻ መርምር ከምዝተብሃልና  ወላ ኩሉ እንተስኣና እምነትና ካብ ዝፈታተነና ርሒቕና ኣብ እምነትና ጸኒዕና ክንጓዓዝ ቤተክርስትያን ትላቦ።

ርሑስ በዓል! ፍቕርን ሰላምን የውርደልና!!

This website uses cookies to ensure you get the best experience on our website.