እንቛዕ ብደሓም መጻእኹም ናብ ናይ ኤርትራ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተ ክርስቲያን ርእሰ ኣድባራት ጽርሃ ኣርያም ቅድስቲ ድንግል ማርያም  ኦስሎ ኖርወይ

Welcome to the Eritrean St.mary coptic tewahdo orthodox church Oslo Norway

ጥንተ ስቕለት 27 መጋቢት

በስመ ኣብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ ኣሐዱ ኣምላክ ኣሜን!!  27 መጋቢት መዓልቲ ስቕለትን ጎይታናን ድሕነት ዓለምን! ቤተክርስትያን ብዓቢ ክብሪ ትዝክራ፡ ሽዑ ኣምላኽ እየ ስለዝበልካ ኢና ንቐትለካ ብልዎ ሎሚኸ እዞም ኣምላኽ ኣይኮነን ዝብልዎ እንታይ ምስገበርዎ፧

ዮሃንስ 10፡30-33
30: ” ኣነን ኣቦን ሓደ ኢና።
31: ኣይሁድ ብዳርባ እምኒ ኪቐትልዎ ኸም ብሓድሽ እምኒ ኣልዓሉ።
32: ኢየሱስ ከኣ፥ ካብ ኣቦይ ብዙሕ ሰናይ ግብርታት ኣርኤኹኹም። ስለ ኣያናዩ ግብሪ ኢኹም ብዳርባ እምኒ ኽትቀትሉኒ እትደልዩ ዘሎኹም፧ ኢሉ መለሰሎም።
33: ኣይሁድ ከኣ፥ ስለቲ ምጽራፍካን ሰብ ክነስኻ ንፍስኻ ኣምላኽ ስለ ምግባርካን እምበር፡ ስለቲ ጽቡቕ ግብርታትካስ ኣይኰንናን ብእምኒ እንቐትለካ፡ ኢሎም መለሱሉ”።

This website uses cookies to ensure you get the best experience on our website.