እንቛዕ ብደሓም መጻእኹም ናብ ናይ ኤርትራ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተ ክርስቲያን ርእሰ ኣድባራት ጽርሃ ኣርያም ቅድስቲ ድንግል ማርያም ኦስሎ ኖርወይ: ቤተክርስትያን ዝኸፈተሉ ሳዓታት ዓርቢ ካብ 16-20 ሰምበት 06-14 ክፉት እዩ ብደሐን ምጹ-ምጻ

0 likes

ጾመኃዋርያት

ናብዚ ብሰላም ዘብጽሓና ልዑል እግዚኣብሔር ይኽበር ይመስገን!  ሓምሳ መዓልታት ድሕሪ ትንሳኤ ሓሊፉ ጾመኃዋርያት ኣቲና፡ ካብ ሰኑይ 06 ሰነ ካሳብ 04 ሓምለ ክጽወም፡ 05 ሓምለ ( ጴጥሮስ ወጳውሎስ ) በላም የብጽሓና።

Eritrean St.mary coptic tewahdo orthodox church Oslo Norway

This website uses cookies to ensure you get the best experience on our website.