እንቛዕ  ብድሓን  መጻእኩም  ናብ  ናይ  ኤርትራ  ኦርቶዶክስ  ተዋህዶ  ርእሰ  ኣድባራት  ቤተክርስቲያን  ቅድስቲ  ድንግል  ማርያም  ኦስሎ  ኖርወይ

WELCOME TO ERITREAN ST.MARY COPTIC TEWAHDO ORTHODOX CHURCH OSLO NORWAY. CHURCH SERVICES AND OPENING HRS 06 AM - 14 PM EVERY FRIDAY AND SUNDAY.

ጾመ ነብያት ( ናይ ልደት ጾም)

ርሑስ ምጅማር ጾመ ነብያት ይግበረልና።

ነብያት ጎይታ ዝውለደሉ ግዜ ተረዲኦም ጾሙ፡ ብልክዕ ግዚኡ ኣኺሉ ኣብ ቤተሊሄም ተወሊዱ ንዓለም ድሕነት ከምዘውረደላ፡ ንዓና ነቶም ቃል ስጋ ኮነ! (ኣምላኽ ሰብ ኮነ) ኢልና ኣሚና ናይ ኣዋጅ ጾም ተቐቢልና በኣማን ቃል ስጋ ኮነ ኢልና ካብ ሰማየ ሰማያት ወሪዱ ካብ ድንግል ማርያም ብዘይ ዘርኢ ሰብኣይ ዝተወልደ ሕጂውን ምጽኣቱ ርሑቕ ከምዘይኮነ ኣሚና ብሓጎስን ደስታን ንጅምር ኣሎና፡ ብሰላም ኣብ ሰናይ ልደቱ የብጽሓና!!

ንዓለምና ሰላም የውርድ።

ወስብሐት ለእግዚኣብሔር ወለወላዲቱ ድንግል ወለመስቀሉ ክቡር!!

 

This website uses cookies to ensure you get the best experience on our website.