እንቛዕ ብደሓም መጻእኹም ናብ ናይ ኤርትራ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ርእሰ ኣድባራት ጽርሃ ኣርያም ቅድስቲ ድንግል ማርያም ቤተ ክርስቲያን ኦስሎ ኖርወይ. ቤተ ክርስቲያን  ዓርቢ ካብ 16-20 ሰምበት 06-14 ክፍት እዩ ብደሓን ምጹ

Welcome to the Eritrean St.mary coptic tewahdo orthodox church Oslo Norway. 

ጾመ ነነዌ

ርሑስ ጾም ይግበረልና!!

ጾመ ነነዌ ዓቢ ትምህርቲ ንኽርስትያንን ንኹሉ ከስተውዕል ዝኽእልን ዝተውሃበ ምሳሌ እዩ፡ እቲ ብ የዋህ ዝፍለጥ ዮናስ ኣብ ከብዲ ዓሳ 3 መዓልትን ለይትን ከምዝገበረ ጎይታ ኸኣ ን ሰለስተ መዓልትን ለይትን ኣብ ከርሲ መቓብር፡

ነነዌ ንኸይጠኡ ነቢ ዮናስ ሊእኽሎም ካብ በደሎም ምስተመለሱ ኸኣ ተማሒሮም። ሎሚኸ ጾምና ንምንታይ እዩ፧ ጎይታ ካብ በደልና ንኽንምለስ ብብዙሕ መገዲ ልኡኻቱ ሊእኹ እዩ፡ ልዕሊ ኹሉ ኸኣ መጽሓፍ ቅዱስ፡ እሞ ጾምና ንምንታይ እዩ፧ ቅድም ስለ ርእስና ድሕሪኡ ስለ ወገንናን ዓለምን ክንከውን ብ ልባዊ ንስሓ ክንጸውም ይግበኣና!!

ርሑስ ጾም ይግበረልና

Loading

This website uses cookies to ensure you get the best experience on our website.