እንቛዕ ብደሓም መጻእኹም ናብ ናይ ኤርትራ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተ ክርስቲያን ርእሰ ኣድባራት ጽርሃ ኣርያም ቅድስቲ ድንግል ማርያም ኦስሎ ኖርወይ: ቤተክርስትያን ዝኸፈተሉ ሳዓታት ዓርቢ ካብ 16-20 ሰምበት 06-14 ክፉት እዩ ብደሐን ምጹ-ምጻ

17713cf9432ffe7e39943c4a1ebbf4dd

0 likes

3 ታሕሳስ ባዕታ ለማርያም

3 ታሕሳስ ድንግል ወላዲተ ኣምላክ ጓል 3 ዓመት ኮይና ከም ቃል ወለዳን ሕርየት እግዚኣብሄርን ን ሙክራብ ዝኣተወትሉ ( ዝተውሃበትሉ ) መዓልቲ እዩ። በረኸታ ምስ ኩሉ ኣማላድነታን ወላዲተ ኣምላኽ ምዃና ዝኣምንን ይኹን።

Eritrean St.mary coptic tewahdo orthodox church Oslo Norway

This website uses cookies to ensure you get the best experience on our website.